ኣብ ሃገራዊ ኣጀንዳ ብሓባር ምዝታይን ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕን ነዚ እዋን ዝምጥን ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ኣጀንዳ ብሓባር ምዝታይን ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕን ነዚ እዋን ዝምጥን መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ኮምቦልቻ ሃገራዊ ናይ ኢንዱስትሪን ፋይናንስን ኤክስፖ…