Fana: At a Speed of Life!

በዓል ሹዋሊድ ዓለም ለኸ ቅርስነቱ ብዝምጥን መገዲ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሹዋሊድ ዓለም ለኸ ቅርስነቱ ብዝምጥንን ክብሪታት ኢትዮጵያ ብዘድምቕን መገዲ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣፍሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ውድድር ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም። ሎሚ ንጎሆ ኣብ ከተማ ጅማ ኣብ ዝተገበረ ውድድር 15 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘው ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ጃፋር ጀማል ካልኣይ፣ ኣብዩት ሞገስ…

ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃማይካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ግራንድ ስላም ትራክ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ተዓዊታ። ኣትሌት ድርቤ ነቲ ርሕቐት 4:04.51 ብዝኾነ ጊዘ ብምምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። እታ ኣትሌት…

ተወለድቲ ክልል ትግራይ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መተሓባበሪ ኮሚቴ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዝጠመተ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ መተሓባበሪ ኮሚቴ ተወለድቲ ክልል ትግራይ…

ኦቲዝም እንታይ እዩ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦቲዝም ሕማም ዘይኰነስ ሓደ ሰብ ሒዝዎ ዝውለድን ንምሉእ ዕድመ ዝፀንሕን ኵነታት እዩ። ሕክምናዊ መፀውዒኡ ‘ኦቲዝም ስፔክትረም ዲስኦርደር’ ወይ ኤኤስዲ ይበሃል። ገለ ሰባት ግን ኣብ ክንዲ ኤኤስዲ፥ “ኦቲዝም ስፔክትረም ኮንዲሽን” ወይ ኤኤስሲ…

ሓይሊ  ኣየር ኢትዮጵያ ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ  ኣየር ኢትዮጵያ ልኡኹ ብኣተኣማማኒ ምውፅኡን ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑን ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥ ብሞያ ኣቪዬሽን ነቲ ትካል ንከገልግሉ ናብ ስልጠና ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝተፀንበሩ ምልምል…

ፖሊሲ ግብርናን ልምዓት ገፀርን ንምርግጋፅ ምስሳን ፍሪያትን ኣፍራያይነትን ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊሲ ግብርናን ልምዓት ገፀርን ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ምስሳን ፍሪያትን ኣፍራያይነትን ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ግብርና ምስ ኢንስቲትዩት ግብርናን ትራንስፎርሜሽንን፣ ቢሮታት ግብርና ክልላት ብምትሕብባር ፖሊሲ ግብርናን ልምዓት ገፀርን…

ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ወግዓዊ ዝኾነሉ ሻውዓይ ዓመት ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ “ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንኢትዮጵያ ልእልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ በቢብርኩ ዝርከቡ…

ህንፀት ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዘምፅእ ኢዩ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ኢትዮጵያ ንዓውዲ ግብርና ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዘምፅእ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ገዚፍ…

ሕድሳት “ጁገል ግንብ” ነቲ ታሪካዊ ቅርሲ ብዝበለፀ ፅባቐ ከምዝፈጠረሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት “ጁገል ግንብ” ነቲ ታሪካዊ ቅርሲ ብዝበለፀ ፅባቐ ከምዝፈጠረሉ ነበርቲ ከተማ ሃረር ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥ “ጁገል ግንብ” ሕድሳት ከይተገበረሉ ቡዙሕ ዓማውቲ ዝለዘቑፀረ ፅባቐኡ ፈዚዙ ነይሩ ኢሎም። ይኹን እንበር…