ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ብርሸሎቆ መሰረታዊ ወተሃደራት ኣመሪቑ Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ብርሸሎቆ መሰረታዊ ወተሃደራት ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሃመድ ተሰማ፥ ውፅኢታዊ ግዳጃት ምክልኻል ሓይሊ ንክዋፃእ ንምኽኣል ኩለ መዳይ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምድላው ፎረም ጣና ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ንፎረም ጣና ዝግበር ዘሎ ምድላው ዝጠመተ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ኣካይዶም። እቶም ሚኒስትር፥ መንግስቲ እቲ ክልል ነቲ ፎረም ዝገበሮ ምድላውን መሰረተ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ -ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ተገማቲ ስርዓት ንግዲ ብምፍጣር ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ንግዲ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማካው ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ከተማ ማካው ሎሚ ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማካው ኣብ ዘጀመሮ ስነስርዓት ኣገልግሎት ካርጎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ተረኺቦም። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው፥ ናይቲ…
ስፓርት ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ጂምናስቲክ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ከምዝገብር ገሊፁ Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንስፖርት ጅምናስቲክ ኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ ፋይናንስን እታዎት ጅምናስቲክ ስፖርትን ከምዝገብር ዓለም ለኸ ፌዴሬሽ ጅምናስቲክ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ጂምናስቲክ ሞሪናሬ ዋታናቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት ዓውዲ ቱሪዝም ንምርግጋፅ ነዚ ዘመን ዝምጥን ማዕቐፍ ፖሊሲ የድሊ-ሰለማዊት ካሳ Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ቱሪዝም ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦም። ሰላማዊት ካሳ፥ ኢትዮጵያ ብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ተተካኢ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ተተካኢ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታተን ፍሉይ ልኡኽ ዲጂታልን ኢመርጂንግን ቴክኖሎጂን ኣማንዲፕ ሲንግ ጊል (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣማንዲፕ ሲንግ ጊል (ዶ/ር) ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተግባር ኣባልነታ ቤት ምኽቲ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ብወግዒ ጀሚራ Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተግባር ኣባልነታ ፃንሒት ሰለስተ ዓመት ቤት ምኽቲ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ስነስርዓት ኣቀባብላ ብወግዒ ጀሚራ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ናይ ወርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ‘ኣዲስ ምዕራፍ” ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ‘ኣዲስ ምዕራፍ” ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ፥ እቲ ፕሮግራም 14 መጋቢት መጋቢት 2017 ዓ.ም ዝወዘዖ ፕሮግራም ብመንፅር ኣዋጅ መራኸብቲ…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ኣብ ምፍራይ ምውፋር ዘዋፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ኣብ ምፍራይ ምውፋር ዘዋፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ምስ ወከልቲ ኩባኒያ ሻንሃይ ላውንች ዲዛይን ኣውቶሞቲቭ ቻይና ዘቲዮም። ኩባኒያ ሻንሀይ…