ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ን150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብሩ 150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ስነ ስርዓት ምክፋል መኣዲ( ሰደቃ) ገይሩ።
ፕሬዝደንት ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር፥ እዚ…