Fana: At a Speed of Life!

በዓል ፊቼ ጫምባላላ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብዓወት ምዝዛሙ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ሽመልስ ቶማስ ገሊፆም። እቲ ብዓል ብፍላይ ኣብ ሃዋሳ ሶሬሳ ጉዱማሌ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ ኣብ ዝተረኸበሉ ዝኽበር ብምዃኑ ቀዲሙ ምድላው…

ንዝለዓለ ወፅኢት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝለዓለ ወፅኢት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ትካላት ብምውዳድን ዝተናበበ ኣሰራርሓ ምትግባርን ትፅቢት ከምዝግበረለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። መደባት ኣፈፃፅማ ሸሞንተ ኣዋርሕ ሓሙሽተ ክላስተራት ጎስጓስ ኢትዮጰያ ተፍሪ ይግምገም…

ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክልል ሲዳማ ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣገንዚበን። መለወጢ ዘበን ብሄረ ሲዳማ ዝኾነ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ እዋን እተን ሚኒስትር…

ብመሰረት ስግግር ፖሊሲ ፍትሒ ናፃን  ዘይሻራዊን ፍሉይ መጋባእያ ንምጥያሽ ሕጊ ይሕንፀፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመሰረት ስግግር ፖሊሲ ፍትሒ ብዝምልከት ናፃን ዘይሻራዊን ፍሉይ መጋባያ ንምጥያሽ ሕጊ ናይ ምሕንፃፅ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ፡፡ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ዑደት ዝገበሩ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ…

በዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን በዓል ኢዩ-ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን በዓል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ድሮ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ "ፊጣሪ ሃዋሮ" ብምባል ናይ ዝፍለጥ ክብረ በዓል ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል…

ኢትዮጵያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ ዓሊ ኣክባር ረዜል ዘቲዮም። ኣይተ መላኩ፥ ኢራን ምስ ኢትዮጵያ ካብ…

ፍቼ ጫምባላላ መርኣያ ሕብረትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝኾነ ዝነኣድ በዓል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንበዓል ፍቼ ጫምባላላ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ኣውሮፕላናት ኣብ ኣገልግሎት ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣርቸር ኣቪዬሽንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ኣውሮፕላናት ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣየር ንምውዓል ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ድሮ በዓል ፊቼ ጫምባላላ  “ፊጣሪ ሃዋሮ” ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጫምባላላ መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ  "ፊጣሪ ሃዋሮ" ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። "ፊጣሪ ሃዋሮ" ብዝብል…