Fana: At a Speed of Life!

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ የሱፍ ማይታማ ተገር ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣህጉራዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ኣብ…

ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ህንዲ ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ህንዲ ኣብ ዘሰናደአቶ  ኤግዚብሽን ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ። ጣቢያ ሓይሊ ኣየር ባንጋሎር ዘሰናደኦ እቲ ኤግዚብሽን፥ ህንዲ ዝበፅሓቶ ዝማዕበለ ወተሃደራዊን ስቪል ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን   መሃመድ ዓሊ ዩሱፍን ኦሊቪየር ዣንን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስትር ጉዳያት…

ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ኣርእያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዘመዝገበት ኣካቢ እቲ ፕሮጀክትን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ቀጣናዊ ፕሮጀክትታት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ገምጊሞም።…

26 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 26 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሻንቡ ናብ ኣዲስ ኣበባ እትትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ መግልባጣ ዘጋጠመ ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሓትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ…

ኢትዮጵያ ን644 ደቡብ ሱዳናዊያን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ን644 ደቡብ ሱዳናዊያን ናፃ ዕድል ትምህርቲ 2024/25 ሂባ። እቲ ዕድል፥ ን577 ቀዳማይ ድግሪን 67 ካልኣይ ድግሪን ከምዝተውሃበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መሃዲ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ከምዝበልዎ፥ እቲ ናፃ…

ልኡኻት ኣሜሪካን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮፓን መቐለ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኻት ኣሜሪካ፣ እንግሊዝ፣ ጣልያን፣ ጀርመን፣ ዴንማርክ፣ ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን  ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣትዮም። እቶም ልኡኻት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኬፕ ቨርዴን ሞሪታኒያን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳተፉ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኬፕ ቨርዴን ሞሪታኒያን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቁልፊ ፀገማት ኢኮኖሚ ከምዝቐረፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለከቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመንግስቲ ተግባራዊ ዝተገበረ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቁልፊ ፀገማት ኢኮኖሚ ከምዝቐረፈ ሚኒሰትር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ገንዘንብን ተፀዋዕቲ ትካላትን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣካይደን። ሚኒስትር ገንዘብ…