ቢዝነስ ፋብሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ምህናፅ ኩለመዳያዊ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ኣለዎ- ሙሁራን Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ምህናፅ ኩለመዳያዊ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ከምዘለዎ ሙሁራን ቁጠባዊ ሃፍቲ ኣገንዚቦም፡፡ ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ሙሁር ቁጠባዊ ሃፍቲ ኣለማየሁ ከበደ (ዶ/ር) ድልየት ዘመናዊ ድኹዒ በቢዓመቱ እናወሰኸ ምምፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሹመታት ሂቡ Desta Mar 27, 2025 0 ብመሰረት እዚ፦ ወ/ሮ ኣይሻ መሓመድ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ - ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን ወ/ሮ ቆንጂት ደበላ - ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣይተ ሰይፈ ደምሴ- ዋና ኣካያዲ ስራሕ ትካል ፋርማሲ ከነማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምዛር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ሃረር ዛዚሙ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ሃረር ፈላማይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ማእኸላይን ትሑትን መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕ ምዛርን ምምሕያሽን ምዝዛሙ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት ብሓፈሻ 1 ሺሕን 107 ዓንዲ ዕንፀይቲን ኮንክሪትን፣ 40 ኪሎ…
ጥዕና ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሽሕን 200 ወገናት ነፃ ምግፋፍ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ክህብ ኢዩ Desta Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሽሕን 200 ወገናት ነፃ ምግፋፍ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ከምዝህብ ኣፍሊጡ። እቲ ሕክምና ካብ 2 ክሳብ 8 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣካያዲ ስራሕ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ኣይተ መረሳ ገብረስላሴ፥ …
ቢዝነስ ኣፍረይቲ ኣብ ኣሰራርሓ ጉምሩክ ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ Desta Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ኣሰራርሓ ጉምሩክ ምስ ኣፍረይቲ ትካላት ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡ ኮሚሽን ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ ÷ኣፍረይቲ ትካላት ንዝገጥሞም ፀገማት ምላሽ ንምሃብ ኣብ ምንቅስቓሳት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘለዎ ግደ ንምዕባይ ጠመተ ተዋሂብዎ ይሰራሕ…
ስፓርት ኣብ ቻይና ናንጂንግ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናይ ጅግና ኣቐባብላ ተገይሩሉ Desta Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ንግሆ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ናይ ጅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣትዩ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተፃረየ ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ምእታው ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ገሊፀን፡፡ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ጉባኤ መበል ራብዓይ ስራሕ ዘመን ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ፊቼ ጫምባላላ 19 መዓቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ሶሬሳ ጉዱማሌ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ሲዳማ ጃጎ ኣገኘሁ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፋብሪካ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ረፋድ ኣብ ፋብሪካ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ብርብርብ ሓይሊ ሰብን መሽነሪታትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተሓቢሩ።…
ቢዝነስ ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጂቡቲ ብሰንኪ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌከትሪክ ዘጋጠሞ ምትእጉጓል ትራንስፖርት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣሎ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጂቡቲ ብሰንኪ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌከትሪክ ዘጋጠሞ ምትእጉጓል ትራንስፖርት ንምፍታሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ(ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ…