Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ጉስጓስ ትምህርቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ጠመተ ዝገበረ ጎስጓስ መድረኽ ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ንምስታፍ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ናብ ከተማ ባህርዳር ኣትዮም፡፡ እቲ ጎስጓስ  ኣብ ዓውዲ…

ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ መሓመድ ኣርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።   እቶም ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…

ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር፣ ሳይበርን ሜካናይዝድን ብምዝማን ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። እዚ ሜካናይዝድ ዘሰልጠኖም ሞያተኛታት ሎሚ…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ዓለም ለኸ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያ እደቂ ተባዕቲዮ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት በሪሁ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ሜዳሊያ ወርቂ ንሃገራ ኣምፂኣ።…

ክልተ ዘበናዊ ጀልባታት ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዛ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝተዓደጋ ክልተ ዘበናዊ ጀልባታት ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዛ ኣለዋ። እቲ ሸሓንቲ "ጣና ነሽ - ሁለት" ዝብል ስያመ ዘለዋ እንትትከውን፥ ንኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ እትውዕል…

ካብ ሚኒስቴር ሕርሻ ብልቓሕ ዝተረኸባ 85 ትራክተራት ንዞባታት ትግራይ ተኸፋፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ሚኒስቴር ሕርሻ ብልቓሕ ዝረኸበን 85 ትራክተራት ሎሚ ንዞባታት ኣከፋፊሉ። ሓላፊ እቲ ቢሮ እያሱ ኣብረሃ(ዶ/ር)፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብቲ ክልል ዝተኸፋፋላ ትራክተራት ዓብይ ለውጢ…

ኣብ ትግራይ ሓድሽ ደንቢ መቆፃፀሪ ትራፊክ 557/2016 ድሕሪ 10 መዓልቲ ናብ ትግበራ ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሃገር ብርኪ ዝወፅአ ሓድሽ ደንቢ መቆፃፀሪ ትራፊክ 557/2016 ድሕሪ 10 መዓልቲ  ናብ ትግበራ ንምእታው ምድላዋት ከምዝወገነ ቢሮ ትራንስፓርትን መራኸብን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ታደለ መንግስቱ፥  እቲ…

ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮጀክት ምምሕዳር ተፋሰስ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮጀክት ምምሕዳር ተፋሰስ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት፥ “ደገፍ ምምሕዳር ተፋሰስ ንምጥንኻር፣ ሓቛፊን ዝስማዕማዕን ለውጢ” ዝብል ስያመ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ፕሮጀክት ብሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ከምኡውን…

ልምዓት ደኒ መሰረት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 14 ዝነኣድ ዕለተ ዓለም “ደኒን ምግቢን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብዝተሳለጡ ስራሕሊ ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ሃገራዊ ሽፋን ደኒ 23 ነ)ቢ 6 ሚኢታዊ ምብፃሕ ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር…