ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ትካል ንግዲ ዓለም ንምስታፍ ናብታ ሃገር ዘቕነዐ ብሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዝቲ ኣሎ።…