Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ  ልዕሊ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ኣብ  ልዕሊ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ የመን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመፅቲ ሁቲ ኣብ ለዕሊ ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ሚሳኤላት ብምትኳስ…

ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን  ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ፀገማት ዝተቓልዑ 154 ሺሕን 923 ወገናት ተረባሕቲ ዝገበር ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን  ተጀሚሩ። ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር…

ኣርሴናል ምስ ቼልሲ ሎሚ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካይድ መበል 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናል ኣብ ሜድኡ ሰዓት 10 ምስ ቼልሲ ዝገብሮ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣርሴናል ክሳብ ሐዚ ብዝገበሮም ፀወታታት 55 ነጥቢ ብምውህላል ካብ…

ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት፥ “ቁርኣን-ፍልፍል ፍልጠትን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ።…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ምትሕብባሮም ብዝበለፀ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኤሊ ኮኸን ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘትዮም፡፡ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓዉዲታት ሓይሊ፣ መሰረተ ልምዓት፣ መዓድንን ኢንቨስትመንትን ክልቲኤን ሃገራት…

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ የሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…

ምንቅስቓሳት ሎጂስቲክስ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ምንቅስቓሳት ሃገራዊ ሎጂስቲክስ ዝግምግም መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ አሎ፡፡ ሚኒስትራት ሓዊሱ ኣብ ዓዉዲ ሎጂስቲክስ ዝተዋፈሩ ግልጋሎት ዉሃብቲ ከምኡ’ውን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ዝተረኸብሉ እዩ እቲ መድረኽ…

44 ፍሪያታት ጨው መኣዲ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ  44 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ጨው መኣዲ ህዝቢ ንከይጥቀመሎም ኣተሓሳሲቡ። እቲ በዓል መዚ ብዘካየዶ ዳህሳስ ስራሕቲ ዕዳጋ፥ 44 ዓይነታት መፍለዪ ስም ፍሪያት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ብኣዮዲን ዝማዕበሉ ናይ ምግቢ ጨው…

ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ሃገር ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት በቢብርኩ መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለም ፀሓይ ጳውሎስ ገሊፀን። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሜዲካል ሆስፒታል ቅዱስ ጳዉሎስ ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ምሃብ ካብ ዝጅምረሉ 2009 ዓ.ም ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በዓልቲ ሞያ ፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ግልጋሎት ሜዲካል ሚኒስቴር ጥዕና…