Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ዘቲየን

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ጁንግ ካንግ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…

ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም ኢመስበርገር ገሊፀን፡፡ መቐመጢአን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበራ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣዉሮፓ ሓበራዊ መግለፂ ሂበን፡፡ ኣምባሳደር ሕብረት…

እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን፡፡ “ዓወታት ልምዓት ንምድጋፍ ኣተሓሳስባ እቶት ዉሽጢ ዓዲ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ…

ኣብ መከፋፈሊ ጣብያታት ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ተወሳኺ 310 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምርካብ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ መከፋፈሊ ጣብያታት ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምዕባይ ዓቕሚን ምምዕባልን ተወሳኺ 310 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምርካብ ምኽኣሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር መተሓባበሪ መምርሒ ሪጅናት እቲ ትካል ጋሻው…

እንጆሪን ሳፍሮንን ንዕዳጋ ወፃኢ ዘቕርብ ኩባኒያ ናብ ስራሕ ከምዝኣቲ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘበናዊ መገዲ እንጆሪን ንእታዎት መድሓኒት ዘገልግል ዕንበባ ሳፍሮንን ብምፍራይ ንዕዳጋ ወፃኢ ዘቕርብ ኩባኒያ ኣብ ቦሌ ለሚ ኢንዱስትሪ ፓርክ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት…

ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሕቶታት ንከቕርብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚን ኣብ ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ሕቶታትን መብርሂን ዝደሊዩ ጉዳያት ንኸቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ብመሰረት እዚ ሕብረተሰብ ክሳብ ፅባሕ ብማሕበራዊ ሚዲያታት ቤት ፅሕፈት…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፅሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዮም። ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) እቶም ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ሓላፊ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት…

ኢጋድ ኣብ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ዝዝቲ  ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፤ 1 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኢጋድ ኣብ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ንምዝታይ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ፀዊዑ። እቲ ጉባኤ ድሕሪ ፅባሕ ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ከምዝገብር ኣብ ኢጋድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኢጋር ብሓዱሽ መልክዕ ኣብ…

ኣብ ወረዳ ደንዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ደንዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ካብ ወረዳ ግንደበረት ናብ ከተማ ጊንጪ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሸከርካሪት ብሰንኪ ምግልባጣ ኢዩ ኣጋጢሙ ተባሂሉ፡፡ በቲ…

ኢትዮጵያ ንደቡብ ኮሪያ ቁልፊ መሓዛ እያ – ኣምባሳደር ደሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኣፍሪካ ብፍላይ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን እተካይዶ ተሳትፎ ኢትዮጵያ ቁልፊ መሓዛ ምዃና ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ደሴ ዳልኬ ገሊፆም፡፡ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንግድን ኢንቨስትመንትን እተካይዶ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ዘለዋ…