Fana: At a Speed of Life!

ሓደ ሰብ መዓልታዊ ብማእኸላይ ክንደይ ዝኣክል ማይ ክሰቲ ኣለዎ?

አዲኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስታይ ፅሩይ ማይ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ፈሳሲ ክህሊ ብምግባር  ብመልክዕ ምስትንፋስ፣ ረሃፅን  ዓይኒ-ምድሪን ኣቢሉ ርስሓት ካብ ውሽጣዊ ክፋል ሰውነትና ንክውገድ ከምዝሕግዝ መፅናዕቲታት ዓውደ ጥዕና ይሕብሩ። ማይ ህይወት ንዘለዎም…

ናይ ሐዚ ትውልዲ ብኽእለትና ጥራሕ ንኢትዮጵያ ምህናፅ ንኽእል ኢና-ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ሐዚ ትውልዲ መስዋእትነት ህይወት ምኽፋል እንተይኣድለየ ብኽእለትና ጥራሕ ንኢትዮጵያ ምህናፅ ንኽእል ኢና ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ብትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ “ክእለት ንኢትዮጵያ” ዓውደ…

ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማ ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት በቢዓመቱ 15 ቢሊየን ብር ተሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማ ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት በቢዓመቱ 15 ቢሊየን ብር ከምዝተመደበ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን፡፡ ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማታት ስግግር ተረባሕነትን መርሃ ግብሪ ምጅማርን ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ…

ህዝቢ ስትራቴጂታት ልምዓት ንምዕዋት ዝገብሮ ተሳትፎ ከጠናኽር ይግባእ-ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ስትራቴጂታት ልምዓት ንምዕዋት ዝገብሮ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ መርቲ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘቲዮም። ኣብቲ…

ዓውዲ ኮሚኒኬሽን ኣብ ህንፀት ብሄራዊ ያታ ዝለዓለ ግደ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ኮሚኒኬሽን ዝተሰሓሓተ መረዳእታ ኣብ ምእራም፣ ኣፍረስቲ ኣጀንዳታት ብምምካት ኣብ ህንፀት ብሄራዊ ያታ ዝለዓለ ግደ ክዋፃእ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፍርቂ…

‎ሰራዊትና ካብ ውግንና ዝፀረየ ሓይሊ ሰላም ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ሰራዊትና ካብ ፓለቲካ፣ ዘርእን ሃይማኖትን ውግንና ዝፀረየ ሓይሊ ሰላም ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዥር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ብመርሃ ግብሪ ዲግሪ ዘሰልጠኖም መበል…

ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሰዓት 9፡30 ከካይዳ ኢየን። ሰዓት 12፡.00 ድማ፥ ብራይተን ምስ ፉልሃም፣…

ማዕርነት ስርዓተ ፆታ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ንክረጋገፅ ይስራሕ ኣሎ-ሚኒስትር ዴኤታ ሶፊያ ካሳ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 49 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ተረኺበን መልእኽቲ ዘሕለፋ ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወይዘሮ ፍረ ወይኒ ገ/ሄር፥ በብምዕራፉ…

ዲፕሎማት ኢትዮጵያዊ መንእሰይ – ቸርነት ሃሪፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲፕሎማት ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ቸርነት ሃሪፎ ቀዋሚ ተወካሊ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢጋድ ብምዃን ተሸይሙ። እቲ ዲፕሎማት መንእሰይ፥ ደብዳበ ሹመቱ ንዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣቕሪቡ።

ኣብ ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ  መፅሓፍ ተምሃራይ ንምድላው  ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቅድመ ቀደማይ ጀሚሩ ክሳብ ሻምናይ ክፍሊ ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ መምርሒ መምህርን መፅሓፍ ተምሃራይን ንምድላው ዘኽእል ዘተ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ህልዊ…