Fana: At a Speed of Life!

ልምዓት ኮሪደር ዝተሓብአ ፅባቐ ከተማ ጅማ ብዝበለፀ ንክደምቕ ገይሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ዝተኻየደ ልምዓት ኮሪደር ዝተሓብአ ፅባቐ እታ ከተማ ብዝበለፀ ንክደምቕ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ጅማ ዝነበሮም ፃንሒት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኢትዮጵያ…

 ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እቲ ፀወታ ሰዓት 2፡30 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ሩበን ዲያዝን ጀረሚ ዶኩን ብምኽኒያት መጉዳእቲ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን “ሄር ኢሴ” ንምስታፍ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቱ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን "ሄር ኢሴ" ንምስታፍ ድሬዳዋ ኣቲዮም። "ሄር ኢሴ" ኣብ ዩኔስኮ…

ኢትዮጵያ ንምዕባለ እዚ ቀጣና ግደ መሪሕነታ ትዋፃእ ኣላ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ንምዕባለ እዚ ቀጣና ግደ መሪሕነታ ትዋፃእ ኣላ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው፥ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓ ዘኽበረ ንቀርኒ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንምዝታይ ድልዊ ከምዝኾኑ ክሬምሊን ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ዶናንድ ትራምፕ ንምዝታይ ድልዊ ከምዝኾኑ ክሬምሊን ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ክሬምሊን ዲሚትሪ ፔስኮቭ፥ ሩሲያ ምስ ትራምፕ ንዝግበር ዘተ ናይ ዋሽንግተን ምላሽ ትፅበ ከምዘላ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት…

ዘላቒ ልምዓት ንምስላጥ ብቴክኖሎጂ ምሕጋዝ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘላቒ ልምዓትን ምዕባለን ንምርግጋፅ ብውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዘላቒ ልምዓትን ምዕባለን ዝጠመተ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ጉባኤ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ዳውሮ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ…

ተመሓይሹ ኣብ ዝወፅአ መቆፃፀሪ ደምቢ ትራፊክ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ተመሓይሹ ኣብ ዝወፅአ መቆፃፀሪ ደምቢ ትራፊክ፣ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቶም ተሳተፍቲ ካብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክልል ትግራይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ፖሊስ ትራፊክ እንትኾኑ፥ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ስልጠና ኢዩ ይወሃቦም ዘሎ።…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት መንደር መንበሪ ኣባይቲ ኣያት ካሳንቺስ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ህንፀት መንደር መንበሪ ኣባይቲ ኣያት ካሳንቺስ ኣጀሚረን። እቲ ኣባይቲ ብመንግስቲን ውልቀን ብምትሕብባር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ቁፅሩ 13 ሺሕን 752 ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ…

ዋጋ ሸርፊ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ዓዲታት ብዕዳጋ ንክውሰን ምግባሩ ወሳኒ ሪፎርም ኢዩ-ኣይተ ኣቤ ሳኖ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋጋ ሸርፊ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ዓዲታት ብዕዳጋ ንክውሰንን ብስርዓት ንክምራሕን ምግባሩ ወሳኒ ሪፎርም ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም። “ዋጋ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ብዕዳጋ ንክውሰን ምግባሩ ዘለዎ ኢኮኖሚያዊ…