Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሰንደርላንድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክጋጠሙ ኢዮም። ኣብቲ ሊግ መበል ካልኣይ ደረጃ ዘሎ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ…

ሓረስቶት ዝጀመርዎ ስራሕ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዘርእይ ኢዩ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ብምስሳን ናብረኦን ንምቕያር ሓረስቶት ዝጀመርዎ ስራሕ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዘርእይ ኢዩ  ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ። እቶም ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከባቢ ሃዋሳ ብሓረስቶት ዝካየዱ ዘለዉ መንቅስቓሳት…

ብፕላን ዝተሰርሑ ማእኸላት ገፀር ዓምዲታት  ዘላቒ ልምዓት ከተማ  ኢዮም- ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕላን ዝተሰርሑ ማእኸላት ገፀር ዓምዲታት  ዘላቒ ልምዓት ከተማ  ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ። መድረኽ ጎስጓስ ዝተዋደደ ልምዓት ማእኸላት ገፀር ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳኢና ይሳለጥ ኣሎ።…

ዲጂታል ኢትዮጵያ ምህናፅ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ልዑል ጠመተ ካብ መንጎ ዝተውሃቦም ጉዳያት ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ወሰንቲ ኢዮም ብምባል ካብ መንጎ ዝቐረፆም ትልምታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ምህናፅ ልዑል ጠመተ ዝተውሃቦ ጉዳይ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መልእኽቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ዲጂታል…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዘህነፆም ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ኤምባሲ ኬኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዘህነፆም 20 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ነቶም ኣባይቲ ኣብ ዝገበሮም ስነ ስርዓት ርኽከብ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፣…

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል ሓላፍነት ኣለወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል ሓላፍነት ኣለወን ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ። መበል 48 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል  “ብሄራዊ ራብሓን መራኸብቲ ሓፋሽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቤት…

ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ስፖርት ብዙህነትን ኣፍልጦን ንምርምር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ። ኣብቲ ፌስቲቫል ብክልቲኦም ፆታታት ብ15ዓይነታት ስፖርት ውድድራት…

በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት 2025 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ። ብዙሓት ህዝብታት ዓመት መፅአ 25 ታሕሳስ ዓ.ም.ፈ. ነቲ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ፍሉጣት በዓላት ሓደ ዝዀነ በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ይፅንብሉ። ብመሰረት እዚ…

በዓል ልደት ተዛንዮም ዘብዕሉ ጃፓናውያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብታ ብዙሓት ክርስትያን ዘይኰኑ ሰባት ዝነብሩላ ጃፓን፥ በዓል ልደት ብኻልእ መገዲ እዩ ዝበዓል። መፃምድቲ ኣብ ክንዲ ምስ ስድራቤቶም በዓል ልደት ንበይኖም ከብዕሉ ይመርጹ። ጎደናታት ጃፓን ብመብራህቲ ልደት ይደምቁ፣ ኣብያተ መግብን ሆቴላትን…

ኣብ  ከባቢታት ቆላ ዘለና ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንምልማዕ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ  ከባቢታት ቆላ ዘለና ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንምልማዕ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ። ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸበሌ ወረዳ በረዓኖን ጎዴን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ግብርና ዑደት…