ዕጥቅታት ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ምፍራዮም ንዕብየት እቲ ዓውዲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ- ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቅታት ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ምፍራዮም ንዕብየት እቲ ዓውዲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘሎ ኦሜጋ ጋርመንት ኢንተርፕራይዝ ዕጥቅታት ስፖርት መፍረዪ ርእየን።…