ስፓርት መበል 12 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 12 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክጅምሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ድማ ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ሻምጲዮና ዝሓለፈ ዓመት ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውሕመን ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣሚና መሓመድን ኣብ ዱብቲ ሆስፒታል ዘለዉ ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን። እቶም ህፃናት ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተተኮሰ ከቢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ውሕመ ንህዝቢ እቲ ክልል ሓገዝ ንኽገብር ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ውሕቡራት መንግስታት ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ገበርቲ ሰናይ ትካላት በቢእዋኑ ኲናት እናተኸፈተሉ ንዝርከብ ህዝቢ ዓፋር ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕንወት ኣብፂሑ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዕሊ 1 ነጥቢ 644 ቢሊየን ብር ዕንወት ከምዘብፀሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሞገስ መኮንን፥ እቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ። ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ጉዳያት ኩለመዳይ ፅዕንቶ እናሕደረ ይርከብ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ሚኒሰስቴር ጥዕና ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ኣብ ሚኒሰስቴር ጥዕና ዋና ኣተሓባባሪ ግብረ ሓይሊ ኮቪድ ዶክተር መብራቱ ማሴቦ ገሊፆም። 10 ሚሊየን ዝኾ ዜጋታት ከምዝተኸተቡ ዝገለፁ እቶም መተሓባበሪ፥ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ”ዕዳጋ ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ዝተረጋገዐ ዕዳጋን” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል ታሽዓይ ኤግዚብሽንን ባዛርን ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ልኡክ ሰመራ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ዋናፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድን ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሰመራ ኣቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብኲናት ንዝተጎድኡ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወቀት ንዝበፅሖም ዩኒቨርሲቲታት መቅደላ ኣምባ፣ ወሎን ወልዲያን መሊስካ ንምጥያሽ ዝኸውን ኣቕሑት ቤተፈተነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ ክብል ፌዴሬሽን ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር ካብ 6 ክሳብ 13 ለካቲት 2014 ዓ.ም ብ10 ዓይነታት ልዕሊ 900 ስፖርተኛታት ከምዝሳተፍሉ ተሓቢሩ።…