ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ባዮን ጉጅለ ልኡኾምን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም። ዳይሬክተር ዶክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው ነቶም ዑደተኛታት እቲ ትካል ኣብ ክሊ ዝሰርሖም ስራሕቲ መብርሂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብምኽኒያት ድርቂ ኣብ ቦሮናን ዞባ ምብራቕ ጎጂን ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ምግቢ እንስሳትን ሽሩጭን ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ ደገፍ ኣበገዳታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ጆናስ ጋህርስቶር ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውፅኢታዊ ዘተ ቴሌፎን ከምዝገበሩ ገሊፆም። ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኮይነን ተሸይመን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ (ኔፓድ) ኮይነን ተሸይመን። መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይ ትማሊ ውዕሉኡ ንኢትዮጵያዊት ናርዶስ በቀለ ዋና ፈፃሚት ስራ እቲ ኤጀንሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ውድብ ሕቡራትመንግስታት አሚና መሓመድ ዘካተተን ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍርካ ብዕውት ኩነታት ተዛዚሙ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መራሕቲ ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን… Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍርካ ብዕውት ኩነታት ተዛዚሙ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መራሕቲ ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ለበዳ ኮቪድ 19 ድሕሪ ምግጣሙ ንመፈለምታ እዋን ኣብ ሓደ ኣዳራሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኲናትን ጎንፂን ዝዓነዉን ዝተጎድኡን ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምፅጋንን ብርኪ ፅሬት ኣቢያተ ትምህርቲ ንምምሕያሽን ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብኲናትን ብዝተፈላለዩ ጎንፂን ዝዓነዉን ዝተጎድኡን ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምፅጋንን ብርኪ ፅሬት ኣብያተ ትምህርቲ ንምሕላውን ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዋ 10 ዝበለፃ ሃገራት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ብምዃን ተሓሪያ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2022 ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዋ 10 ዝበለፃ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ብምዃን ተሓሪያ። ዓቕሚን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ካብ ዘለወንን ኣብ ዓመተ 2022 ኢንቨስት ንምግባር ተመረፅቲ ካብ ዝኾናን ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከምዝኾነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ጀነራል ኤቫሪስቴ ዳይሺሚዬ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ምጥንኻር ክልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ዘድሃበ ከመዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት 400 ግልጋሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ 2014 ዓ.ም 400 ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ኣብ ቲ ሚኒስቴር ብዝማዕበሉ መተግበሪታት ዝወሃቡ 168 ኣገልግሎታት ብኦንላይን ይወሃቡ ኣለዉ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን…