Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዘደንቕ ጉዕዞ ህዳሰ ትርከብ – ም/ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዘደንቕ ጉዕዞ ህዳሰ ትርከብ ኢሎም ም/ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ም/ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ ቁልፊ ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ከምዝዘተዩ ይፍለጥ። እቶም…

ሩድ ቫን ኒስትሮይ ካብ ሌስተር ሲቲ ተፈላሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌስተር ሲቲ ምስ ኣሰልጣኒ ሩድ ቫን ኒስትሮይ ከምዝተፈላለየተ ዕላዊ ገይራ፡፡ ወዲ 48 ዓመት ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ ውድድር ንሌስተር ሲቲ ምስ ተረከበ ካብ ዘካየፎም 27 ፀወታታት 5 ፀወታ ጥራሕ ኢዩ ክስዕር ክኢሉ፡፡…

ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ፣ መራሕቲ ፖለቲካ…

ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ዘለዋ ልዑል ኣፈፃፅማ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቡራት መንግስታት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ልኡኽቶታት ምኽባር ሰላም ዘለዎ ልዑል ብቕዓትን ፅቡቕ ኣፈፃፅማን ንኢዱ፡፡ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ሕራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ምብራቕ…

ኣዳም ላላና ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ነበር ተፃዋታይ ጋንታታ ሊቨርፑልን ሳውዝሃምፕተንን ኣዳም ላላና ርእሱ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ። ናይ ማእኸል ተፃዋታይ ኣዳም ላላና ኣብ 37 ዓመቱ ጫማ ከምዝሰቐለ ሎሚ መዓልቲ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዘነበሮ…

ዓይነ ስውር በዓልቲ ሞያ ስፌት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃና ደበሌ ኣብ ሸሞንተ ዓመታ ብዘጋጠማ ሃንደበታዊ ሕማም ዓይኒ ምኽንያት ብርሃን ዓይና ስኢና ኢያ። ብቑልዕነታ ምርኣይ ዘይምኽኣላ ኣገናዚባ እቲ ጉድኣት ክትምዝኖ ኣይትኽኣል እምበር ኣብዚ ሕዚ እዋን ብምኽንያት ምንኣስ ዓቕሚ ካብ ትምህርቲን ካብ…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንምፅናሕ ትገብሮ ናይ 90 ደቒቕ ንሕንሕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንጋንታ ኢትዮጵያ መድን ሻምፒዮን ብምግባር ካብቲ ሊግ ካብ ሞንጎ ዝሰናበታ ኣርባዕተ ጋንታታት እተን ሰለስተ ኣቐዲሙ ናብ ላዕለዋይ ሊግ ብምፍናው ናይዚ ዓመት ውድድር ንምዝዛም ሰለስተ ፀወታን ክልተ መዓልቲን ጥራሕ ተሪፉዎ ኣሎ፡፡…

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን ምክልኻል ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን ምክልኻል ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን…

ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ሓንቲ ኣደ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ዝርከብ ሆስፒታል ሓኪም ግዛው ሓንቲ ኣደ ብሓደ ግዘ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ። ኣብቲ ሆስፒታል ስፔሻሊስት ሓኪም ማህፀንን ጥንሲን ዶ/ር ኣዲሱ ግርማ÷ ጓል 38 ዓመት ኣደ ብሰብ ሞያ ሕክምና ብዝተገበረላ…

ትካላት መምርሒ ንተይተኸተሉ ልዕሊ 404 ሚሊዮን ብር ዕድጊት ፈፂሞም – ዋና ኦዲተር ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት መምርሒ ንተይተኸተሉ ልዕሊ 404 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ብር ዕድጊት ፈፂሞም ኢሉ ዋና ኦዲተር ፌዴራል፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 39 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ፀብፃብ ኦዲት በጀት…