ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ንምፍታሕ … Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ኣብ ከተማ ደብረሃን ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ዝገጥኑዎም ማሕለኻታት ንምፍፍታሕ ዝዓለመ ዑደት እናካየደ ይርከብ። እቲ ዑደት ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ዝተመርሐ እንትኸውን፤…
ስፓርት ኣፍሪካ ብኾባኽብታ ትደምቀሉ ውድድር – ፅዋዕ ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣፍሪካውያን ዝዓበየ መተኣኻኸቢ መድረኽ ዝኾነ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሰሜን ኣሪሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ክጅምር ኢዩ፡፡ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ሊጋት ኣውሮፓ ዝፃወቱ ኣፍሪካውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ዝሳተፉሉ እዚ ኣህጉራዊ መድረኽ ሓደሽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘላቒ ዕቤት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝተውሃበ ትኹረት ውፅኢት የምፅእ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማኻሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ንዘላቒ ዕቤት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝተውሃበ ትኹረትን ምጥንኻር ዝተዋደደ ኣሰራርሓን ጭቡጥ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም፡፡ ናይ ምድማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መፈለምትኡ ክሳብ ሕዚ ዘርኢ ሙዝዬም ዘዋደደ ቢላሉል ሓበሺ… Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከባቢ መካኒሳ ዝርከብ ቢላሉል ሓበሺ ሎሚ መዓልቲ ጎብኒዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝበሉዎ÷ ቢላሉል ሓበሺ ኣካል ታሪኽ ኢትዮጵያ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም – ማኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከፋፈልቲ ያታታት ብምውጋድ ሓበራዊ ያታታት ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም ኢሉ ማኒስቴር ሰላም። "ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዳማ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ…
ቴክኖሎጂ ቲክቶክ ኣብ ኣሜሪካ ዘለዎ ዘፈር ቢዝነስ ንሰስተ ዓበይቲ ኢንቨስተራት ኣሜሪካ ንምሻጥ ተስዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፀርቲ ቪዲዮታት ብምግዋሕ ዝፍለጥ መተግበሪ ቲክቶክ፤ ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዘንፀላለዎ ሓደጋ ምእጋድ ንምድሓን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ዘፈር ቢዝነስ ንለስተ ዓበይቲ ኢንቨስተራት ኣሜሪካ ንምሻጥ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ። እቶም ዓደግቲ ድማ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን – ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን ኢሎም ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ፡፡ ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዕሊ 30 ዓመታት ብበዓል ሞያነትን ኣመራርሓነትን ኣገልጊሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ምሕላው ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያን ፕሮጀክታት ኢነርጂ ሮሳቶም ፌዴሬሽን ሩሲያን ሩሲያን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ምሕላው ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያ ሳንዶካን ደበበን ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወሳኒ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮ-ህንዲ ንቕድሚት ዝቕፅል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዊሕን ዓሚቕን ዝኾነ ወሳኒ ጉዕዞ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮጵያን ህንዲን ንቕድሚ ዝቕፅል ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ትማሊ…