Fana: At a Speed of Life!

ካብ 70 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ከብዲ 14 ኪሎ ግራም ፅኪ ብሕክምና መጥባሕቲ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ነጌሌ ቦረና ካብ ከብዲ ሓንቲ በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 70 ዓመት 14 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ብሕክምና መጥባሕቲ ከምዘወገደ ሓቢሩ፡፡ እቲ ሕክምና መጥባሕቲ ልዕሊ ክልተ ሰዓት ከምዝወሰደ ኣብቲ ሆስፒታል ስፔሻሊስት የሕክምና መጥባሕቲ ዝኾኑ…

ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃፁ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብባሕሪ ይኹን ብምድሪ ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃኒፁ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዘቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክባተ ወፃኢን ሰላምን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ በጀት ዓመት…

ሓደገኛ ኬሚካላት ብጥንቃቐ ንምውጋድ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኣብ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ሓደገኛ ኬሚካላት ብግቡእን ብጥንቃቐን ንምውጋድ ብትኹረት ክዝስራሕ ኢዩ ኢሉ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ከምዝበለኦ÷ ሓደገኛ ኬሚካላት ናይ ኣገልግሎት ግዘኦም እብትሓልፍ…

ብዝተሰሓሓተ ያታ ዝተሸረሸሩ ባህሊታት ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ምርድዳእብ ብምፍጣር ብዝተሰሓሓተ ያታ እናተሸረሸሩ ዝመፅኡ ባህሊታትን ክብሪታትን ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብምትሕብባር "ወለንታ ንሓድነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንመበል 13 ግዘ ብስልጠና…

ሙሉጌታ ከበደ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኮንጎ ኮኾባት ተፃትቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኢትዮጵያውያን ሓደ ዝነበረ ሙሉጌታ ከበደ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ሙሉጌታ ከበደ ብዘጋጠሞ ሕማም ብሕክምና ሓገዝ እናተገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ…

ቻይና ሃገራት ደቡብ ኣብ ሓበራዊ ዕቤት ብሓባር ንኽሰርሓ ፀዊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ደቡብ ኣብ ሓበራዊ ራኢን ዕቤትን ብሓባር ንኽሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪባ፡፡ ቻይና ምስ ሃገረት ኣፍሪካን ደቡብን ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝተበፅሐ ስምምዕነት ቻንግሻ ኣፈፃፅምኡ ብዝምልከት ሓበራዊ ምኽክር ብምግባር…

ኣብ 2ይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ልዕሊ 60 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ዝተጀመረ ካልኣይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ካብ 60 ሺሕ ንዝበልፁ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ…

3ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ባህር ዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንምክብባርን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ሰላም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኣምሓራ ብምትሕብባር ዝተሰናደአ…

ሪያል ማድሪድ ንዲን ሁይሰን ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ተፃዋታይ ናይ ማእኸል ክፍሊ ምክልኻል ንዝኾነ ዲን ሁይሰን ካብ ቦርንማውዝ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እቲ ስፔናዊ ተፃዋታይ ኣብ ዝተዛዘመ ዘበነ ውድድር ኣብ እንግሊዛዊት ጋንታ ቦርንማውዝ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት÷ 32 ናይ ሊግ…

ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኩለመዳይ ዕድላት ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣርሜኒያ ቫሃን ኮስታኒያን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።…