Fana: At a Speed of Life!

ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ጭካነ ዝተመልኦ ግፍዒ እንተብፅሕ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ብምዃን ዕላማ እቲ ጉጅለ እንትድግፉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ እዚ ምዕራብ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ጭካነ ዝተመልኦ ግፍዒ እንተብፅሕ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ብምዃን ዕላማ እቲ ጉጅለ እንትድግፉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ኣባላት ክሲ ብምምስራት ሕጋዊ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ። እቲ…

ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ወሲኖም። እቶም ሰራሕተኛታት ንዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ብምሃብን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድጋፍን ዓሊሞም ኢዩ እቲ ናይ ሓደ ወርሒ መሃያ…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መበርሂ ይህብ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ኣምባሳደራትን ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ተረኺቦም። እቲ መብርሂ ብዋናነት ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት…

ሚኒስቴር ምክልኻል ሕብረተሰብ ካብ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ሓበሬታታት ንክቑጠብ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሕብረተሰብ ካብ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ሓበሬታታት ንክቑጠብ ፃውዒት ኣቕረቡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት አዳነ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ንምድሓን ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ህልውና ተጠናኺሩ…

ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝገበሮ ትንኮሳ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝገበሮ ትንኮሳ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ገሊፁ። ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ቤት ፅሕፈትን ሓላፊት ዓለም ለኻዊ ርክብን ዓውዲ ሚዲያን ቢለኔ ስዩም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂበን።…

ጥረት ኮርፖሬት ንሓይሊታት ፀፅታ ኣምሓራ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ብገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጥረት ኮርፖሬት ንሓይሊታት ፀፅታ ኣምሓራ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ብገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ። ብተወሳኺ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ኮርፖሬት ኣብ ግምባር ብምስላፍን ደም ብምልጋስን ከምስርከቡ ተገልፁ። እቲ ድጋፍ ልዕሊ 4 ሺሕን 700…

ኣሜሪካ ልዕሊ 1 ነጥበ 2 ሚሊየን ዶዝ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ 19 ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ 1 ነጥበ 2 ሚሊየን ዶዝ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ 19 ደገፍ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ  ንሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ ኣረኪበን፡፡ እቲ ክታበት “ጆንሰን ኤንድ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ጭናክሰን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሓለፈ ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ካብ ቆቦ ቀበሌ ናብ ጭናክሰን ከተማ 29 ሰባትን እኽሊን…

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ምእመናን ፆመ ፍልሰታ ንሃገር ሰላም ብምፅላይ ንከሕልፎ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

አዲስ አበባ፤ ሐምሌ 29፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፆመ ፍልሰታ ንዝተፀገሙ ብምሕጋዝን ንሃገር ሰላምን…

ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ። ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬት ፕላኒንግ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ  ኣይተ ኣንዱዓለም ሲዓ፥ ሱዳን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ንምግዛእ ድልየት ከምዘለወን…