ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም-ሚኒስቴርጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም ከብል ሚኒስቴርጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ…