ቢዝነስ ናይ ሓሶት ደረሰኝ እንትሕተመሎም ዝነበሩ 31 ዘይሕጋዊ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሓሶት ደረሰኝ እንትሕተመሎም ዝነበሩ 31 ዘይሕጋዊ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ተታሒዞም። ኣብ 2013 ዓ.ም እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓዞም ዘይሕጋዊ ማሽናት ጥራሕ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን በር ዋጋ ዘለዎም ዕዳጋ ዘየለ እናሎ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ተገይሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕን መሪሕ ትልምን ብዝምልከት ዘተ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2013 ዓ.ምን መሪሕ ትልምን ብዝምልከት ዘተ የካይድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዳማ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች አቤቤ፣ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ኣተሓባባሪ ማእኸል ህንፀት…
ስፓርት ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ ብ3 ደቒቓን 57 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ጊዘ ካልአይቲ ኮይና ብምእታው ናብ ፍፃመ ከምዝሓለፈት ካብ ኣትሌቲክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተጣየሻሉ ዕላማ ወፃእ እንትንቀሳቀሳ ዝነበራ ሰለስተ ትካላት ወፃኢ ተኣጊደን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተጣየሻሉ ዕላማ ወፃእ እንትንቀሳቀሳ ዝነበራ ትካላት ወፃኢ ከምዝተኣገዳ ኤጀንሲ ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ MSF HOLLAND ካልኣይ NORWEGIAN REFUGEE COUNCIL ሳልሳይ AL MAKTOUME FOUNDETION ዝተብሃላ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ባይደን ብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ንክወርድ ሓቲቶም። እቲ ኣመሓዳሪ ሕጊ እቲ ግዝኣትን ፌደራልን ከም ዝጠሓሰ ዓቃቢት ሕጊ ለቲትያ ጄምስ ምስ ገለፃ ድሕሪ ሰዓታት እዮም ፕሬዚዳንት ባይደን ንተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተሸሊመን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ቤተሰብን ህፃናትን ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ በበዓመቱ 31 ሓምለ ዘኽብሮ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓን ኣፍሪካ ምኽኒያት ብምግባር ንፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሸሊሙ። ኣብቲ ፕሮግራም ንሃገሮምን ኣፍሪካን ልዑል ኣስተዋፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ትማሊ ናብ መቐለ መእታወን መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ጉዳይ ገሊፁ። እተን ተሽከርከርቲ ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ዝፀዓና እንትኾና፥ ካብ ትካል ምግቢ ዓለም፣ ዩኒሴፍን ዩ.ኤን .ኤፍ.ፒ.ኤ ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 79 ዜጋታት ካብ የመን፣ ሰንዓ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) 79 ዜጋታት ካብ የመን፣ ሰንዓ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም። ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ምስ መንግስቲ ብምዃን ንሰርሕ ኣለና-ውሕመ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ምስ መንግስቲ ብምዃን ንሰርሕ ኣለና ኣብ ትሕቲ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት/ውሕመ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ሃንደበታዊ ሓገዝን ማርቲን ግሪፊት ገሊፆም። እቶም መተሓባበሪ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ…