ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝናፈሱ ወረታት መሰረት ኣልቦ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣፅዋር ኩይናት የጎዓዕዝ ኣሎ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈሱ ወረታት መሰረት ኣልቦ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ. ናብ ትግራይ ዝግበር በረራ ከምዝተቛረፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ሃረሪ ክልል ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን በድሪ ፣ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ አብደላ ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ብቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ መደባት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ዋና ኦዲተር እቲ ክልል ብምቕራብ ከምዝዝተየሉ ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ነዳዲ ኣብ እተመላልስ መርከብ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት እስራኤል ከሲሳ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ነዳዲ ኣብ እተመላልስ መርከብ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት እስራኤል ከሲሳ። ብሰንኪ እቲ ዝተወሰደ መጥቃዕቲ ድማ ክልተ ኢንግሊዝያውያንን ሓደ ሮማንያውን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ኣብ ለንደን ብዝመደበሩ ዞድያክ ማሪታይም እትምራሕ እታ መርከብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም። ተግባር ምፍራስ ሃገር ኣሸባሪ ህወሓት ንምክልኻልን ንምምካንን ንሃገረይ ክወፍር ኢየ ብምባል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ዝወሰኑ መናእሰይ ድሬዳዋ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ መዓልቲ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ኣብ ምሕበራዊ ሚዲየኦም ሓዱሽ ታሪክ ተፃሒፉ ክብሉ ገሊፆም። ዲያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ብዝገብሮ ዘሎ ደገፍ አመስጊኖም።…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ 3000 ሜትሮ መሰናክል መቅደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድማገኝን ንፍፃመ ውድድር ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኬዮ 2020 ኦሎምፒክ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ 3000 ሜትሮ መሰናክል መቅደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድማገኝን ንፍፃመ ውድድር ሓሊፈን። መፃረይ ዝሓለፋ ክልቲአን ኣትሌታት መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም። ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምብእታን ዝኸፈቶ ኩይናት ንምምካትን ሉእላውነት ሃገር ንምሕላውን ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ናይሮቢ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጣቢያታት ፖሊስ ካቱንዱ፣ ኪያምቡ፣ ቲካ፣ ጊጊሪ፣ጁጃን ሩይሩን ተኣሲሮም ዝነበሩ 117 ዜጋታት ምስ ቢሮ ምርመራ…
ስፓርት ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ነተ ውድድር ብ27 ደቒቓ 43 ሰከንድን 22 ማይክሮ ሰከንድን ዝዛዘመ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ…