ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን
አዲስ አበባ፣ ሃምሌ 23፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን።
እቶም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ፀፅታዊን ሰብኣዊ ሓገዝን ብዝመልከት ምልዛቦም ተገሊፁ።…