ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊ ተኻይዱ። ነበርቲ ኣብ ዝሓዝዎ ጭርሖ፥ ''ኢትዮጵያ ስዒራ ንቐፃሊ እውን ክትዕወት ኢያ፣ ንሕና ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ኢና፣ ክብርን መጎስን ክቡር ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ባሌ፣ ጅማ፣ ምዕራብ ኣርሲ፣ ሻሸመኔ ሓዊሱ ኣብ ዝፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተመ እንጂባራ፣ ጎንደር ህዝባዊ ደገፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ ሰራዊት ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሲዳማ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ፃውዒት ምልኣኽ ፍሉይ ሓይሊ ንምክያድ ምድላዉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሲዳማ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ፃውዒት ምልኣኽ ፍሉይ ሓይሊ ንምክያድ ምድላዉ ኣፍሊጡ። እቲ ፍሉይ ሓይሊ ሰላም ሃገር ንምሕላው ይሰርሕ ከምዘሎን ሃገራዊ ፃውዒት በምቕባል ንዕብየት ሃገር ነቀርሳ ዝኾነ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንምውጋድ ቆሪፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ራእይ ምዕባለ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንክኸውን፣ ንዓብዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ሰኑይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ሰኑይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ጉባኤኡ ዘካይድ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ም ክግምግም ኢዩ። ብተወሳኺ መደባት ኣፈፃፅማ 2013 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ፣ ዞባ ጋሞን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰልፊ ይገልፁ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዳማ፣ ዞባ ጋሞን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰልፊ ገሊፆም። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ንሃገር ምሟት ክብሪ ኢዩ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ክንስለፍ ኢና” ኣፍሪካ ንኣፍሪካውያን ግደፉሎም፣ ህዝቢ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ካቢኔ ክልል ሃረሪ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ካቢኔ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ለጊሶም። እቶም ኣባላት ካቤኒ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ እውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ምልጋሶም ይዝከር። ኣባላት ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር…
ስፓርት ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ብልዑል ኣፈላላይ ነጥቢ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ውድድር ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ንኢትዮጵያን ብምካል ብ58 ኪ.ግ. ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ዝተወዳደረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ መንግስቲ ፌደራል፣ ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቢሉ…