Fana: At a Speed of Life!

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ተመረቕቲ ዝሓሸ ዓቕሚ ክፈጥሩ ኢዮም-ሌተናል ጄነራል አስራት ዴኔሮ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ “ሁርሶ ኮንቲንጀንት ማሰልጠኛ” መሰረታዊ ወተሃደራት ንካልኣይ ጊዘ ኣመሪቑ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኣብራኽ ህዝቢ ዝወፅአን ዝኾነ ይኹን መፅቀጥቲ ንምስባር ቁርፀኛ ዝኾነ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ…

ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ትሕቲ 23 ዕድመ ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ሸቶ ተፈላሊየን። ስለዝኾነ ብሩንዲ 4 ነጥቢ ብምሓዝ ካብ ዘላቶ ምድብ ቀዳመይቲ ብምዃን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣይተ ሙስጠፌ ሙሃመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ድጋፍ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሃመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ድጋፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ  ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሰብኣዊ ኩነታት፣ ሓደጋ ድርቂን ድልውነትን፣ ኣብ ክልለ ሶማሌ…

ዋልታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ክንቅፅል ኢና-ነበርቲ ዞባ ጅማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ጅማ ገሊፆም። ስለዝኾነ ነበርቲ 20 ወረዳታትን ሓደ ምምሕዳር ከተማን ዞባ ጅማ 180 ኣብዑርን 40 ኣባጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብደገፍ ኣበርኪቶም።…

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ዞባ ወላይታ ናይ ገንዘብን ናውቲን ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ምምሕዳር ዞባ ወላይታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብርን 20 ኩንታል ሕሩጭ ከምኡውን 400 ደርዘን ማይ ደገፍ ተገይሩ። እቲ ደገፍ ንኮሚቴ ኣተኣካኻቢ ሃፍቲ ከምዝተረከበ ተገሊፁ። ሀዝቢ ወላይታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ…

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ዶ/ር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል 62 ሰባት ክሲ መስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ዶ/ር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል 62 ሰባት ክሲ መስሪቱ። እቶም ተኸሰስቲ ናይ ህዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ ኣፈፃሚ ኮሚቴ ውሳነ ብምሃብ ልዑል ተሳትፎ ዝነበሮም ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓትን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል…

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥  ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 2013…

ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 62 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 62 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ ናብ ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓ፣ ጃፓን፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ሲንጋፖር፣ እስራኤል ን ቻይናን ካብ ዝተልኣኹ ዝተረኸበ ኢዩ።…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ንኲናት ምስዋሩ ከውግዝ ኣለዎ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ንኲናት መስዋሩ ከውግዝ ኣለዎ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ገሊፁ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ዕድምኦም ንውትህድርና ዘይበፅሐ…

እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ብተዓዛብነት እትሳተፈሉ ቦታ ምርካባ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ብተዓዛቢነት እትሳተፈሉ ቦታ ከም ዝረኸበት ሚንስቴር ጉዳያት ወፃኢ  እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ  እስራኤል ያይር ላፒድ፥ እዚ ዕለት ርክባት እስራኤል-ኣፍሪካ እንፅምብለሉ እዩ ክብል ተዛሪቡ።…