Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብሓሽሽ እናዐወነ ናብ ኲናት እናዳጎኖም እዩ- ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ናብ ኲናትን ግብረተኽፍኣትን ምስላፍ ሎሚ ዝጀመሮ ዘይኮነስ ቐደም ኣብ እዋን ብረታዊ ቓልሲ ከምዝኾነ ኣቦወንበር ፓርቲ ዲሞክቲክ ትግራይን ዋና ዳይሬክተር ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብይ ግድብ ህዳሰ…

መንግስቲ ንሓረስቶት ስራሕቲ ሕርሻ ንኸካይዱን ሰብኣዊ ሓገዝ ንክመቻቸን እንተገበረ እውን ተረፍ መረፍ ህወሓት ንኣወሃህባ ሓገዝ ፅንቅፋት ይኾኑ ኣለዉ-ቤት…

ኣዲስ ኣበባ ፣  15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንሓረስቶት ስራሕቲ ሕርሻ ንኸካይዱን ሰብኣዊ ሓገዝ ንክመቻቸን እንተገበረ እውን ተረፍ መረፍ ህወሓት ንኣወሃህባ ሓገዝ ፅንቅፋት ይኾኑ ኣለዉ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር ገሊፁ። በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ቅድሚ ምውሳኑን  ሰራዊት…

ዓይኒና ካብ ግድብ ህዳሰ ንፃት እውን እንተኾነ ኣይንነቅልን- ሜጀር ጄኔራል ይልመ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓይኒና ካብ ግድብ ህዳሰ ንፃት እውን እንተኾነ እንከይነቐልና ድሕንነቱ ክንሕልዎ ይግባእ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይኢ ኣየር ሜጀር ጄኔራል ይልመ መርዳሳ ተዛሪቦም። ሃገር ንምፍራስ ንዝፅዕር ዝኾነ ይኹን ሓይሊ መንግስቲ ፌዴሪኢ ብመሰረት ዝህብና ትእዛዝ ኣብ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንምንጪ ቫይረስኮሮና ኣመልኪቱ ኣብ ቻይና ካልኣይ መድረኽ ምርመራ ንምክያድ ዘቕረቦ ትልሚ እታ ሃገር ነፂጋቶ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ናይቲ ንምንጪ ቫይረስኮሮና ኣመልኪቱ ክገብሮ ዝፀንሐ መርመራታት ከም መቐፀልታ ኣብ ቻይና ካልኣይ መድረኽ መርመራ ንምክያድ ዘቕረቦ ትልሚ እታ ሃገር ከምዝነፀገቶ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥…

መርሃ ግብሪ ምፍናው ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ዘምርሑ ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ዘምርሑ ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተኻይዱ። ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለዎ ሓደጋ ብንምምካት ኢትዮጵያውያን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ ፍሉይ…

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት የሳውር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት የሳውር ከምዘሎ ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ክልል ዓፋር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ጁንታ ኣብ ዓፋር መጥቃዕቲ ንምፍፃም ካብ ዘዋፈሮም ሓይሊታት መንጎ ህፃናት ከምዝርከብዎ ተሓቢሩ። እቲ ጉጅለ…

ክልል ኦሮምያ ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ምፍጣሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪ ልምዓት ክልል ኦሮምያ ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራ ምፍጣሩ ገሊፁ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ አይተ ማትዮስ ሰበቃ  ኣብ ገምጋም ዓመታዊ አፈፃፅማ ስራሕ በጀት 2013 ዓ/ም ከም ዝገለፅዎ፥ ኣብ በጀት ዓመት…

ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ከምርሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ከምርሑ ኢዮም። ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለዎ ሓደጋ ብንምምካት ኢትዮጵያውያን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ሃገራዊ ፃውዒት…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ካልኣይ በረራ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ካልኣይ በረራ ክገብር ኢዩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ በይናዊ ደው ምባል ተዂሲ ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ በረራ ኣውሮፕላን ንምግባር ዘኽእል…

ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ኩለን ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ኩለን ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኩለን ሚኒስቴራት ፀብፃብ ድኹምን ጠንካራን ጎነን ብምቕራብ ይግምገም ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ገምጋም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ…