Fana: At a Speed of Life!

ህወሓት ህፃናት ኣብ ኲናት ምስላፉ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰል ዘይግድሶ ምዃኑ መርኣዪ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ህፃናት ኣብ ኲናት ምስላፉ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰል ዘይግድሶ ምዃኑ መርኣዪ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ህወሓት ኣብ ክልል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተኻይዱ።…

ንዝኾነ ይኹን ምድራዊ ሓይሊ ብፍቕሪ እንበር ብሓይሊ ዘይንብርከኽ ህዝብና ሒዝና ዘጋጠመና ፈተና ብዓወት ክንሻገሮ ኢና-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ። የአዲስ አበባ ከተማ አስተዳደር ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ተገኝተው ንግግር አድርገዋል። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ማእኸል ሓቃዊ ምትሕብባር ሃገራት ተፋሰስ ብምዃን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ብዓወት ዝተዛዘመሉ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ማእኸል ሓቃዊ ምትሕብባር ሃገራት ተፋሰስ ብምዃን ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ብቋንቋ ዓረብኛ ኣብ…

ጁንታ ኣብ ከተማ ሑመራ ናይ ማይ ካድራ ዓይነት ጨፍጫፍ ንምፍፃም ዝሓሰቦ ትልሚ ተቓሊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ከተማ ሑመራ ናይ ማይ ካድራ ዓይነት ጨፍጫፍ ንምፍፃም ዝሓሰቦ ትልሚ ምቅልዑ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ትልሚ ካብ ትግራይን ሱዳንን መጥቃዕቲ ዝፍፅሙ ሰባት መልሚሉ ብምእታው በቶም ፈፀምቲ ጥቕዓት ኣቢሉ…

ኢትዮጵያ ተዓዊታ ኢያ ሰላማ ክትሕሊ ኢያ – ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ዘስምዑ እንትኾኑ፥ ብጁንታ ህወሓት እናደመና ኣይንነብርን፣ ውሽጣዊ ሓድነትና…

ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ጁንታ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ…

ብኣንፈት ክልል ዓፋር ፅሕተራ ዝፈፀመ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣንፈት ክልል ዓፋር ኣለሌ ሱሉሌ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ሜይደይ ብዝብል ዝሰየሞ ሓይሊ ተግባር ግብረ ራዕዲ ብምፍፃሙ ሙሉእ ብሙሉእ ምድምሳሱ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ…

ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለወይ ኣሰር 2013 ዓ.ም 61 ሚኢታዊት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለወይ ኣሰር 2013 ዓ.ም 61 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣተሓባባረ ኮሚቴ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ምድላውን ኣተገባብራን ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ። ኣባል እተ ኮሚቴ ናይ ግብርና ሚኒስትር…

ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከቲሞም ኣብቲ ሰነድ ስምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ዋና ዳይሬክተር  ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣብዱ ካማራን ክታሞም ኣንቢሮሙሉ።…