Fana: At a Speed of Life!

ዓወት ብዘይመስዋእትነት ኣይርከብን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሐምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ብዘይ መስዋእትነት ኣይርከብን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ምስ ዘጋጠማ ወተሃደር ኣለሚቱ ኣምባ ፃንሒት ገይሮም። ፃንሒቶም ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ምድብ ስራሕ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ምድብ ስራሕ ሂቦም። ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል ንኣሚኮ ከምዝበሎ፥ ብርጋዴር ጄኔራል ተፈራ ማሞ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ብምዃን ተመዲቦም።…

ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ጁንታ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ፅባሕ ከሳልጡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዘሳልጡ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ሰልፊ፥ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት…

ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ምኽኒያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከሳልጡ ኢዮም። እቲ ሰልፊ፥ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ብምቅዋምን ንሰራዊት ምክልኻል…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፅርየት ኣወሃህባ ኣገልግሎቱ ንምምሕያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፅርየት ኣወሃህባ ኣገልግሎቱ ንምምሕያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኦ ኢ ኤም ሰርቪስ ምስ ዝበሃል ኩባኒያ ኣፍራዪ ናውቲን ኣቕራቢ ኣገለግሎት ፅገናን ኣውሮፕላን ዝተኸተመ እነትኸውን፥ ንብዙሕ ዓማውቲ…

ፍሉይ ሓይሊ ዝተፈላለያ ክልላት ሰላምን ድሕንነትን ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ንምሕላው ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ፣ ሲዳማን ጋምቤላን ዝተፈላለያ ክልላት ሰላምን ድሕንነትን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከባቢኡን ንምሕላው ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ኣብ ዞባ መተከል ቀጣና ግድብ ህዳሰ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ንዝመፅኡ…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ኣለምነሽ ይባስ፥ እቲ ፅባሕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንተከታተልቲ ክልተ መዓልታት መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣቢዬ ዘኹርዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣቢዬ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንሃገር ዘኹርዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ኮሎኔል ሌንጮ ኤደኦ፥ ሲቪላት ካብ መጥቃዕቲ ብምክልኻል፣ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ከባቢ ብምሕላውን ሰብኣዊ…

ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ኣብ ክሊ ዘኽእል ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ኣብ ክሊ ዘኽእል ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ። “ክብሪ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ነበርቲ ከተማ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል…

ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብውሕዱ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ዘስዓቦ ሓደገኛ ውሕጅ ኣብ ከተማ ሼንግዙ ብውሕዱ 12 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ ኣረጋጊፆም። ካልኦት ሄናን ኣብ ዝተባህለት ግዝኣት ጥራይ ዝነብሩ ልዕሊ 10 ሺሕ ነበርቲ ድማ ካብ መረበቶም…