ስፓርት ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ። እቲ ጋንታ መርመራ ኮቪድ 19 ገይሩ። ኣብ ምድብ ሀ ዝርከብ እቲ ብሄራዊ ጋንታ፥ ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰዓት 10 ፀወትኡ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰብ መዚ ሰሜን ምዕራብ ናይጄሪያ ብሸፋቱ ተጨውዮም ዝፀንሑ 100 ኣዴታትን ህጻናትን ከም ዘፍትሑ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ መዚ ሰሜን ምዕራብ ናይጄሪያ ብሸፋቱ ተጨውዮም ዝጸንሑ 100 ኣዴታትን ህጻናትን ከም ዘፍትሑ ኣፍሊጦም። እተን ኣዴታት መብዛሕትአን ቖልዑት ዘዕብያ ዝነበራ ምዃነን ክግለጽ እንከሎ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 8 ሰነ 2021 ካብ ግዝኣት ዛምፋራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገርና ዘንፀላለወ መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለስ ኢና- ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዘንፀላለወ መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለስ ኢና ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ነዚ ዝበሉ፥ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ ደገፎም ኣብ ኣደባባይ ይገልፁ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ ደገፎም ኣብ ኣደባባይ ሎሚ መዓልቲ ይገልፁ ኣለዉ። እቲ ሰልፊ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ዝጀመረ ከምዝኾነ ካብ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ዝለኣኽ ስንቂ ይዳሎ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)''ውዕለታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸፊሉ ኣይውዳእን'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣድሲ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ዝለኣኽ ስንቂ ይዳሎ ኣሎ። ሓላፊት ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን እቲ ክፍለ ከተማ ወይዘሮ ወሰኔ በየነ፥ ስንቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕቲ ብምፍፃም ንህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይበፅሕ ምትዕንቓፉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብኣንፈት ዓፋር ዞበ ፈንቲረሱ፣ ወረዳ ያሎ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ናብ ትግራይ ሓገዝ ፅዒነን ዝጎዓዛ ዝነበራ ተሽከርከርቲ ንከይንቀሳቐሳ መስመር ሓገዝ ንክዕፆ ምግባሩ ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ሐቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኒት ዌበርን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ኣብሪሆም። ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓራፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰላም ከምዝተኸበረ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓራፋ) ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሸን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብዙሓት ሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባን ዙርይኡን ኣብ ዝርከቡ ጎደናታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስዋእቲን ሓድነትን ብምዃኑ ትእዛዝ ፈጣሪ ምኽባር ይግባእ-ሓጂ ሱልጣን ኣማን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓረፋ በዓል መስዋእቲን ሓድነትን ብምዃኑ ትእዛዝ ፈጣሪ ምኽባር ካብ ምእመናን ትፅቢት ከምዝግበር ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ሓጂ ሱልጣን ኣማን ተዛሪቦም። መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል አደሃ (ዓረፋ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሎሚ ስራሕና ኣብ ገዛና ዘሎ ሕሩድ ሓዊሱ ንኻልኦት ወገናት ብምክፋል እንዝክሮ ኢዩ – ሓጂ ሙፍቲ እድሪስ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ስራሕና ኣብ ገዛና ዘሎ ሕሩድ ሓዊሱ ንኻልኦት ወገናት ብምክፋል እንዝክሮ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ሰዓብቲ እምነት እስልምና መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣእ…