ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣል ኣድሃ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢለን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣል ኣድሃ( ዓረፋ በዓል) ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢለን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን፥ “እቲ በዓል ሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ ዝሕሰበሉ፣…