Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ፣ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሻድሻይ ዓመት ጉባኤኡ  የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2013 ምፅዳቕ ሓዊሱ ኣብ 11 ኣጀንዳታት ክዛተ ኢዩ። ኣብ 2013 ዓ.ም ብኣብዝሓ ንካፒታል…

ግድብ ህዳሰ ናይ ልምዓት እንበር ካልእ ዛዕባ ኣይብሉን- ኣብዱልፈታህ ኣል-ሲሲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱልፈታህ ኣል-ሲሲ፥ ግድብ ህዳሰ ናይ ልምዓት እንበር ካልእ ዛዕባ ኣይብሉን ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ንግብፃውያን፣ ኢትዮጵያውያንን ሱዳናውያንን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሕጋዊ ድርድር ብሰላም ሓቢርካ ንምንባርን ንምምዕባልን የድሊ…

‘ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ ናይ ሓባር ዕላማ ምስ ዘለዎም ሓይሊታት ይሰርሕ ኣሎ”-ዶክተር ኣለሙ ስሜ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)''ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ ናይ ሓባር ዕላማ ምስ ዘለዎም ሓይሊታት ይሰርሕ ኣሎ'' ክብሉ ኣተሓባባሪ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ ዶክተር ኣለሙ ስሜ ገሊፆም። ናይዚ ሰሙን ፅሕተራ ህወሓት ምስ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ዝዛመድ…

‘ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ፀረ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ትግራይ ዘይውክልን ውድብ ኢዩ”-ነበርቲ ከተማ ሑመራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)''ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ፀረ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ትግራይ ዘይውክልን ውድብ ኢዩ'' ክብሉ ነበርቲ ከተማ ሑመራ ኣብ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ገሊፆም። ህወሓት ፀላኢ ኢትዮጵያን ትግራይን ኢዩ እውን ኢሎም። ህዝቢ ኣምሓራ ንህዝቢ ትግራይ ሓዉ ከምዝኾነ…

ኣብ ትግራይ ህፃናት ናብ ኩናት ክኣትዉ ኣይብሎምን ከማና ናይ ምምሃር ዕድል ክረኽቡ ኣለዎም-ተምሃሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ህፃናት ናብ ኩናት ክኣትዉ ኣይብሎምን ከማና ናይ ምምሃር ዕድል ክረኽቡ ኣለዎም ክብሉ ተምሃሮ ገሊፆም። እቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝማሃሩ ተምሃሮ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያን ዓለም ለኸ…

ህፃናት ናብ ኲናት ናይ ምእታው ተግባር ገበን ህወሓት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንኽኹንኖ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት  እናፈፀሞ ዝርከብ ንህፃናት ብመዐወኒ ሓሽሽ ብምስካር ናብ ውግእ ናይ ምእታው ገበን ማሕበረሰብ ዓለም ክኹንኖ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህጻናትን መናእሰይን ገሊፁ። ዓለም ለኸ ስምምዓት ብምጥሓስ ንህፃናት ናብ ኲናት እናሰለፈ…

ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ እቲ ውድድር፥ ተኣንጋዲት ሃገረ ዴሞክራቲክ ረፐብሊክ ኮንጎ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ኣብ…

መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መሰረታዊ ለውጢ ስርዓተ ምግቢ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መሰረታዊ ለውጢ ስርዓተ ምግቢ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ብሄራዊ መተሓባበርቲ፣ መኒስትራትን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡ ስርዓተ ምግቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መስከረም 2014 ዓ.ም ዝተኻየደ ጉባኤ፥…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ መዕርፎ ነፈርቲ ሌጅ ኣብ ኣገልግሎት ፅዕነት ዘለዎ ውዕሊ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ቤልጂም መዕርፎ ነፈርቲ ሌጅ ኣብ ኣገልግሎት ፅዕነት ዘለዎ ውዕሊ ንተወሳኺ ዓመታት ኣናዊሑ። እቲ መገዲ ኣየር ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ምስቲ መዕርፎ ነፈርቲ ሓቢሩ ንምስራሕ ኢዩ ውዕሉ ኣናዊሑ ዘሎ፡፡ ብምዃኑ መዕርፎ…

ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝተሳተፉ ተዋሳእቲ ሰሙን ኣፍልጦ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻልን መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕና ብመሃብ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱሰብ ሞያ ጥዕናን ሰራጥተኛታት ክንክንን ሰሙን ኣፍልጦን ምስጋናን ከምዝካየድ ሚኒስትር ጥዕና ገሊፁ። እቲ ሰሙን ኣፍልጦ ካብ 11 ክሳብ 17 ሓምለ 2013 ዓ.ም…