ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ስታራቴጂ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ስታራቴጂ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣባላት ኣመራርሓ ብሄራዊ ባንኪ፣ ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ዳይሬክተር ስርዓት ክፍሊትን ሴትልመንትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝተፈለላዩ ዝራእቲ ተሸፊኑ – ሚኒስቴር ሕርሻ። Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንኽረምታዊ እዋን ዓመት 2013/14 ክሳብ ሕዚ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝተፈለላዩ ዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ገሊፆም። ኣብ እዋን ክረምቲ ብዝተፈላለዩ ዝራእቲ ክሽፈን ኢዩ ካብ ሞንጎ ዝተብሃለ 13 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ሃገር ንምኽባር ዝተንቀሳቐሰ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ወፍሪ ኣብ ዝካየደሉ ከባቢ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ሃገር ንምኽባር ዝተንቀሳቐሰ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ወፍሪ ኣብ ዝካየደሉ ከባቢ ከምዝበፅሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣፍሊጡ። ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ዝቐረበሉ ሃገራዊ ፃውዒት ብልዑል ሓጎስ ተቐቢሉ ቅልጡፍ ምላሽ ከምዝሃበ እቲ ኮሚሽን ገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ካብ ፀገም፣ ቅርሕንቲን ወፃእ ምንባር ኣይኽእልን-ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቦም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ዝወሰኖ ውሳነ እቲ ጁንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ውሳነ ተኹሲ ደው ምባል ብምንፃግ ስደተኛታት ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ እንተይተረፈ ሓደሽቲ መጥቃዕቲታት ምኽፋቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብመንግስቲ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ተኹሲ ደው ምባል ብምንፃግ ስደተኛታት ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ እንተይተረፈ ሓደሽቲ መጥቃዕቲታት ምኽፋቱ ኤጀንሲ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ገሊፁ። እቲ ኤጀንሲ ንኢፕድ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት እቲ ከባቢ ናብ ሰላም ንምምፃእ ዝግበር ፃዕሪ የተዓናቕፍ ኣሎ-ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት እቲ ከባቢ ናብ ሰላም ንምምፃእ ዝግበር ፃዕሪ የተዓናቕፍ ኣሎ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጁቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ጁቡቲ ጆናታን ፕራት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 42 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 42 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ መቐለ ፅባሕ ክጎዓዓዛ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ መቐለ ፅባሕ ክጎዓዓዛ ኢየን ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ ብፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ካልኦት ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ፅዕንቶ ወፃኢን ውሽጣዊ ፅሕተራን ንክምክት ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ህዝቢ ልክዕ ከም ቀደሙ ከም ሓደ ሰራዊት ብምዃን ንህልውና ሃገር ደው ብምባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ፅዕንቶ ወፃኢን ውሽጣዊ ፅሕተራን ንክምክት ፃውዒት ኣቕሪቦም ንህዝቢ ትግራይ ዘለና ሓሳብ፤ ንማሕበረሰብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ደቡብ ኣፍሪካ ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእሰርቲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ነበር ጃኮብ ዙማ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እታ ሃገር ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ይግለፅ ኣሎ። ብዝሒ ናይቶም ዝሞቱ ሰባት ድማ ነቶም ብሰኑይ ኣብ ሶዌቶ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋ ውራ …