ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 100 ዓመት ምስረታ በዓል ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 100 ዓመት ምስረታ በዓል ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ መደረ ዘስምዑ እንትኾኑ፥ እቲ በዓል ንምዝካር ድማ 100 ግዘ መድፍዕ ከምዝተተኮሰ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ዢ ጂንፒንግ፥ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ጦር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበሩ መሳርሒታት ጦር ከምዝተትሓዘ ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ቁፅሪ ታርጋኣ ኮድ 3-12568 አ/አ ዝኾነት ናይ ፅዕነት መኪና ኣይሱዚ መበገሲኣ ካብ ከተማ ባህርዳር ፍሉይ ሽሙ ጣቢያ 04 ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ ይህበኦ ኣለዋ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ እናሃበኦ ምዃነን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ቅድሚ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዘፈር ጥዕና ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ተሳትፎ ወለንታ ዘፈር ጥዕና ንጥዕና ማሕበረሰብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዘፈር ጥዕና ተጀሚሩ። ኣብቲ ወለንታዊ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ኣገልግሎት ሰናይ ተግባር እናሃቡ ዝፀንሑ ወለንታውያን ዘፈር ጥዕና ክረምታዊ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱ ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዘቀላጥፍ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱ ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዘቀላጥፍ ተገሊፁ። መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ ፕሮጀክታትን ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካን ከባቢኡን ብምቅልጣፍ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ዋና ሓላፊ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ዋና ሓላፊ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ሱልጣን ኣል-ማርሻድን ዳይሬክተር ጀነራል ኦፕሬሽን ፈንድ ስዑድ ዓረብ ኢንጅነር ፈይሰል ኣል-ቀጣንን ተዛቲዮም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣለኹ – ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 አዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዝምልከት ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እናዘተየ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ትማሊ ምሸት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 386 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 386 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝርከብ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 500 ናይ ሕሶት በዓለ ክልተ ሚኢቲ ኖት ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ናይ ሕሶት ኖ ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡ ኣባላት ምክትል ዳይሬክተሬት ፖሊስ ዘፈር ኢንተለጀንስ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝገበሩዎ ጥንኩር ምክትታል ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ኣብ 4 ማእኸላት ምንባር ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ይነብሩሉ ናብ ዝነበረ ማእኸል ወረዳ ከምዝተመለሱ ተገሊፁ፡፡ እቶም ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ይነብሩሉ ኣብ ዝነበሩ ወረዳ ኣብ ዝተመሩ ማእኸላት ከምዝተመለሱ ጉጅለ ክትትልን…