Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ብኢራን ዝድገፉ ጉጅለ ዕጡቓት ዒራቕን ሶሪያን መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ብኢራን ዝድገፉ ጉጅለ ዕጡቓት ዒራቕን ሶሪያን መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ ደብዳብ ኣየር ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝርከብ ወታደራዊ ካምቦ ኣሜሪካ ንዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ድሮን ዓፀፋ ንመሃብ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል…

2 ሺሕን 257 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 257 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ። ብመሰረት እዚ ድማ ትማሊ 2 ሺሕን 257 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ምኽምለሱ ከምዝተገበረ ካብ…

ቀታሊ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነበር ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዝቐተለ ሓለቃ ዓሰርተ መሳፍንት ጥጋቡ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሉ። ዓቃቢ ሕጊ ብሞት ንኽቕፃዕ ሕ ኣቕሪቡ ዝነበረ ይኁን እምበር፥ ኣርባዕተ መቕለሊ ቅፅዓት…

ኣፍሪካውያን ብሓባር እንተሰሪሖም ንቀፃሊ ምዕባለ እታ እህጉር ወሳኒ ኢዩ – ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ብሓባር እንተሰሪሖም ንቀፃሊ ምዕባለ እታ እህጉር ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር እዚ ዝበላ፥ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ብሓባር ንምስራሕ…

ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 906 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ሃላቒ ዘይቲ ብልዒ ከምዝህልዋ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃላቒ ዘይቲ ብልዒ ኢትዮጵያ ብሃገር በቆል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምሽፋን ዝግበር ፃዕሪ ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ልዝብ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴንን ሓዊሱ…

ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ 25 ሺሕን 472 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ 25 ሺሕን 472 ዜጋታት ካብ ሸሞንተ ሃገራት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ጉዳይ ናብ ሃገር ተመለስቲ ዜጋታት ብኣተሓባበራይነት ሚኒስቴር ሰላም…

ኣብ ጣሊያን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ጄ ሶል ሙንላይት ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። እቲ ውድድር ብውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታዬ ግርማ 1 ሰዓትን 4 ደቒቕን 11 ሰኮንድን ብምእታው ቀዳማይ እንወፅእ፥ ኣትሌት…

ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቅላል ኣብ ሓፂር እዋን ዕድጊት 200 ኣውቶብሳት ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቅላል ኣብ ሓፂር እዋን ዕድጊት 200 ኣውቶብሳት ከምዝፍፀም ኣገልግሎት ምውጋድ ንብረትን ዕድጊትን መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ ኣይተ ቢቂላ ገላና ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ቤት ምኽሪ ዓፋር ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ዝኸውን ልዕሊ 630 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ብምፅዳቕ ጉባኤኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ዝኸውን ልዕሊ 630 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ብምፅዳቕ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዛዚሙ። እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ኣብ ዝጀመሮ ጉባኤኡ፥ ኣብ በጀት እዚ ዓመት ኣብቲ ክልል ንዝተሳለጡ…

ሌ/ጄነራል ኣስራት ዴኔሮ ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መተሓባበሪ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ዞባ መተከል ሌተናል ጄነራል ኣስራት ዴኔሮ ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዶም። ተመዛቢሎም ዝነበሩ ዜጋታት ብዘላቒ መሊስካ ንምጥያሽ በቲ…