ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ደገፍ ይረክብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ደገፍ ይረክብ ከመዘሎ ተገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ልኡኻት ምሕላው ሰብኣዊ መሰል ንምፍፃም ኮሚሽን ሰብኣዊ ሰላት ጀርመንን ዴንማርከን ከምዝድግፍዎ ተገሊፁ። ነቲ ኮሚሽን ዝግበር ዓለም ለኻዊ ደገፍ እናወሰኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ደቂ ኣንስትዮ “ሓምለዋይ ኣሰረይ ከንብር ኢየ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ከረጋግፅ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ወረዳ ባንጃ ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ ብኣተሓባባራይነት ሊግ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዝገብርዎ እወንታዊ ተሳትፎ ንምሽቑራር ዝተዘርግሑ በትሪታት ጥፍኣት ብዝተዋደደ ስጉምቲ ክነኽሽሞም ኢና-ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መናእሰይ ትግራይ ዘነፃፀረን መናእሰይ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዝገብርዎ እወንታዊ ተሳትፎ ንምሽቑራር ዝተዘርግሑን በትሪታት ጥፍኣት ምስ ኣካላት ፀፅታን ደሕንነትን ብዝተዋደደ ስጉምቲ ክነኽሽሞም ኢና ክብል ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ባንኪ ዓለም ንደቡብ ሱዳን ዝኸውን 113 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንደቡብ ሱዳን ዝኸውን 113 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘሎ ሕፅረት ምግቢ ንምቅላል፣ ፍርያታውነት ንምዕባይን ሓረስቶት እቲ ኸባቢን ንምሕጋዝን ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ደቡብ ሱዳን፥ እቲ ባንኪ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ታሪኻዊን ሰለማዊን ድማም ዘተኣናገደ ኢዩ-ምሁራን ዩንቨርስቲ ዲላ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ታሪኻዊን ሰለማዊን ድማም ዘተኣናገደ ኢዩ ከብሉ ምሁራን ዩንቨርስቲ ዲላ ገሊፆም። እቶም ምሁራን ህዝቢ ብልዑል ኩነታት ዝተሳተፈሉ ሃገራዊ ምርጫ ሓድነት ብዝበለፀ ካብ ምርግጋፅ ብተወሳኺ ጨዋነትን ስልጣነን ህዝቢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብመርሃ ግብሪ ልዕሊ 870 ሚሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገልግሎት ወለንታ “ወለንታ ንምትሕግጋዝን ምርድዳእን” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፁይ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢሰማኮን ካልኦት ኮሚሽነራትን ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ሽመት ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁይ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ሰብኣዊ መሰላት ኮሚሽን ኢትዮጵያ ካልኦት ኮሚሽነራትን ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ሽመት ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀዲቑ። እቶም ተሸምቲ፥ ዝርዝር ስራሕ ልምዶም ብምርኣይ ብኣካብነት ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሱዳንን ግብፂን ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ድርድር ንኸኽብሩ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሱዳንን ግብፂን ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ድርድር ግድብ ህዳሰ ንኸኽብሩ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃ ኢትዮጵያ ሓቲታ። ኢትዮጵያ ነቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝፀሓፈቶ ደብዳበ፥ ሱዳንን ግብፂን ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ከይዲ…
ቢዝነስ ኣብ ካናዳ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ገሊፁ። ኣብታ ሃገር ፍልይቲ መልእኽተኛ ኢትዮጵያን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ናሲሲ ጫሊ፥ ኣብ ካናዳ ዝነብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ጉዳያት ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ጉዳያት ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዳይሬክተር እቲ ቤት ዕዮ ሬና ጌላኒን ምክትል ዳይሬክተር…