ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ወደብ ላሙ ዑደት ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ መንግስትን ውልቀን ዝተውፅኣፅኡ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ወደብ ላሙ ዑደት ጀሚሮም። ምክትል ገዛኢ ክልል ላሙ ኣብዱል ከሪም፥ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣብ ክልተ ሃገራት ዝነብሩ ሓደ ህዝቢ ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ፅባሕ ቀዳም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ቀዳም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዕለተ ሰኑይ ብምኽኒያት መበል ሻድሻይ ብሄራዊ ምርጫ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ዕፁዋት ከምዝነበሩ ብምዝኽኻር፥ ፅባሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕልነት ድምፂ ህዝቢ ብምኽባር ከምዝንቀሳቐስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራሲ ጉዳይ ህልውና ሃገር ብምዃኑ ልዕልነት ድምፂ ህዝቢ ብምኽባር ከምዝንቀሳቐስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ 12 ፓርቲታት ፖለቲካ ሲዳማ ኣፍሊጡ። እቲ ቤትምኽሪ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ሃዋሳ መግለፂ ሂቡ። ነቲ መግለፂ ዝሃቡ…
ቢዝነስ ኣብ ትልሚ ዓመተ 2014 ንናህሪ ዋጋ ትኹረት ንክወሃብ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት በጀትን ፋይናንስን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ትልሚ ዓመተ 2014 ንናህሪ ዋጋ ትኹረት ንክወሃብ ሓቲቱ። እቲ ኮሚቴ ምስ ኣረዳእቲ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዘካየዶ መድረኽ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝበለ። ብተወሳኺ ኣበቲ ሓዱሽ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ሓበሬታ ምልውዋጥ ትኹረት ኣብ ዝገበረ ኣኼባ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ሓበሬታ ምልውዋጥ ትኹረት ኣብ ዝገበረ ኣኼባ ተሳቲፎም። እቲ ኣኼባ ብቬርቺዋል ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ብፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፌሊክስ ሺሴኬዲ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያን ሃፍቲን ሳልሰይቲ ሳትላይት ንምሕምባብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያን ሃፍቲን ሳልሰይቲ ሳትላይት ንምሕምባብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዶክተር የሺሁን ኣለማየሁ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጣቢያታት ዝተኣከበ ድምፂ ናይ ምድማር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብዝሓ ክልላት ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ጣቢያታት ዝተኣከበ ድምፂ ናይ ምድማር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ሎሚ መዓልቲ ብዛብባ እዚ መግለፂ ሂበን። እተን ኣካቢት፥ ኣብ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ዙር ምስፍሕፋሕ ተርሚናል ኮንቴይነር ወደብ በርበራ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ምስፍሕፋሕ ተርሚናል ኮንቴይነር ወደብ በርበራ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሳ ቢሂ፣ ላዕለዎት ልኡኻት ፌዴሪኢን ዳይሬክተር ዲፒ ወርልድ ሱልጣን ቢን ሱሌማንን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እቲ ቀዳማይ ዙር ስራሕ ምስፍሕፋሕ ተርሚናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 18 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መንበሪ ሪፐብሊካን ጋርድ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብልዕሊ 18 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘህነፆ መንበሪ ሪፐብሊካን ጋድር ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ሪፐብሊካን ጋርድ ሜጀር ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ፥ እቶም ኣባይቲ ሕፅረት መንበሪ ዝፈትሑ ከምዝኾኑ ተዛሪቦም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 74 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)74 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቤት ፅፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ሊባኖስ ብምዝርራብ ሰነድ ኣልባን ፍቓድ መንበሪ ዘይብሎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ እናገበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ…