ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ኣብ ዝምለሱሉ ኩነታት ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ብዳይሬክተር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ሌንጮ ባቲ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ብምቕናዕ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣዛህራኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ቦታታት ዝተቖፃፀረ ብምምሳል ዘጋወሖ ፕሮፓጋንዳ ሓሶት ኢዩ – ሚኒስቴር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ፀፅታን 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝብል እቲ ሰራዊት ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ምውፋሩ ስዒቡ ተረፍ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቦታታት ዝተቖፃፀር ብምምሳል ዘጋወሖ ፕሮፓጋንዳ ሓሶት ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ሎሚ መዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ዜጋታት እንተነኣሰ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ዜጋታት እንተነኣሰ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣብረሃም በላይ ኣብ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ወንጪ-ዳንዲ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣብ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ወንጪ-ዳንዲ ዑደት ኣካይዶም። ዶክተር ኣብርሃም በላይ፥ መተሓባበሪ ኣካል መኣዲ ንሃገር ናይ ዝኾነ ፕሮጀክት ወንጪ-ዳንዲ ከምዝኾኑ ይፍለጥ። ብዙፋን ካሳሁን እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መቐለ ተዘርጊሖም ዝሽየጡ ዕሹጋት ማይ ጠንቂ ጥዕና ሕብረተሰብ ከይኾኑ ጥንቓቐ ክግበር ከመዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ መቐለ ተዘርጊሖም ዝሽየጡ ዕሹጋት ማይ ጠንቂ ጥዕና ሕብረተሰብ ከይኾኑ ጥንቓቐ ክግበር ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ መቐለ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ደገ ዕሹጋት ማይ ዘርጊሖም ንዝሸጡ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ስጉምቲ ከምዝወስድ…
ስፓርት ኣብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ፖርቹጋል ከምኡ እውን ጀርመን ምስ እንግሊዝ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ ሰኔ 17 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታትት ተፈሊጠን። ግጥማት ምድብ ትማሊ ምሸት ዝተዛዘሙ እንትኾኑ፥ ፈረንሳይ፣ ፖርቹጋልን ጀርመንን ካብ ዝተመደባሉ ምድብ ተተሓሒዘን ሓሊፈን፡፡ ኣብ ናይ ትማሊ ፀወታ ፈረንሳይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣበ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሓበራዊ ተረባሕነት ብዝሓለወ መገዲ ንኽካየድ ኣባላት “ብላክ ኮከስ” ኣሜሪካ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድርድር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ብዝገበረ መገዲ ንኽካየድ ኣባላት “ብላክ ኮከስ” ኣሜሪካ ሓቲቶም። ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ጉዳይ እቲ ግድብ፥ ሕዚ እውን ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነትን ምትሕብባርን ዝተመርኮሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰበታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 5 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሰበታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 5 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ብተወሳኺ ኣብ ለዕሊ ሸሞንተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ማእኸላይ ናይ ህዝቢ መኪና ካብ ጀሞ ናብ ኣለምገና እንትትጓዓዝ ፋሪ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ብምግልባጣ ዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፕሮቶኮል ኣረጋውያን ኣፍሪካ ኣፅዲቓ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ፕሮቶኮል ኣረጋውያን ኣፍሪካ ተቐቢላ ኣፅዲቓ። እቲ ፕሮቶኮል ኣብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ቁፅሮም ብዙሓት ዝኾኑ ኣረጋውያንን ድሌቶም ብዝምልከት ብፍሉይ ትኹረት ሂቡ ንምትግባር ዘኽእል መሰሎምን ክግበረሎም ዝግባእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ከተማ በርበራ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሶማሌላንድ፣ ከተማ በርበራ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ሚኒስተር ትራንስፖርት ዳግማዊ ሞገስን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ…