ፓርቲታት ፖለቲካ ውፅኢት መረፃ ብቦርድ መረፃ ክሳብ ዝግለፅ መግለፂ ካብ ምሃብ ንኽዕቀቡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ መረፃ ተዛዚሙ ውፅኢት መረፃ ብቦርድ መረፃ ክሳብ ዝግለፅ መግለፂ ካብ ምሃብ ንኽዕቀቡ ሓበራዊ ቤት ምኅሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ፥ መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ።
ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ…