Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ማዕቐፍ ብሪክስ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ንኩለመዳይ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት እተን ሃገራት ኣፅንኦት ብመሃብ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ትኹረት ገይሮም፡፡…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮምቦልቻ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮምቦልቻ ኣቲዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ ማእኸል ኢንዱስትሪ ሃገርና ናብ ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲና” ኢሎም።…

ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 27 ስሩዕ ኣኼባ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ኣዋጅ ናብ ሃገር ዝኣትዉን ካብ ሃገር ዝወፅኡን እንስሳትን ፍርያታት እንስሳትን ሕጊን ኣሰራርሓን ትካል ጥዕና ዓለም…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያን ብራዚልን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያን ብራዚልን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ እናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ሚኒስትር፤ ጎድና…

ኣብ ልዕሊ 110 ሺሕ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ንግዲ ብዝተወገኑ ብዙሓት ስራሕቲ ልዑል ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ቢሮታት ልምዓት…

ኢትዮጵያን ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ኣብ ምትሕብባር ልምዓት ርክቦም ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣምበሮይስ ፋዮሌ ኣብ ምትሕብባር ልምዓትን ኢንቨስትመንት ብምድሃብ ተዛቲዮም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ÷ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢኮኖሚን…

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ማዕቐፍ ምትሕብባር በዓል ብዙሕ ወገን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ክልተኣዊ ምሕዝነት ልምዓተን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ብሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ እዋን ፅድያ ግሩፕ ባንኪ ዓለምን…

ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝለዓሉ ቅርታታት ዝፈትሕ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ትካላት ብህዝቢ ዝለዓሉ ቅርታታት ዝፈትሕ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብምርካብ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ፀፅታ ገምጊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ዝተወገኑ ስራሕቲ ፀፅታ ትሽዓተ ኣዋርሕ ገምጊመን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ንዕቤትን ለውጢን እታ ከተማ ዝምጥኑ ስራሕቲ ፀፅታ ስለዝተሰርሑ ሰላማዊ፣…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ብዓውዲ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህለን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ኣብ ዓውዲ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ብዝሃ ባህሊን ታሪካዊት ሃገርን…