ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ። እቲ መረፃ ኣባል ሃገራት እቲ ስምምዕነት ኣብ ዘካየድኡ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተኻይዱ። ባህላዊ ቅርስታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንከይወፅኡን ንከይኣትዉን ከምኡወን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትርን ፕሬዚዳትን ማሊ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ሞካር ኦዋንን ፕሬዚዳትን እታ ሃገር ባህ ንዳውንን ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም። ብጊዚያዊ ምክትል ፕሬዚዳትን ኣሲሚ ጎይታ ዝምራሕ እቲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሞካር ኦዋንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ መክያድ ጀሚሩ። ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ብዙሓት ወሰንቲ ጉዳያት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ “ማእኸል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሓዳሽ ማእኸል ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ንዳህስስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካን ዝተሳተፍሉ “ቨርቺዋል” ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…
ቴክኖሎጂ ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ህንዲ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት መንግስቲ ህንዲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝዝርጋሕ ሓበሬታ ንምቁፅፃር ሓድሽ መምርሒታት ኣተኣታትዩ እዩ። ብመሰረት…
ስፓርት ጋንታ ቪያርል ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ ኮይና Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ቪያርል ንጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ 2020/2021 ኮይና። እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ስፔናዊት ጋንታ ቪያርያልን ዘራኸበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቪያሪያል ተዛዚሙ። ስሩዕ ፀወተአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ሼኽ መሓመድ ቢን ኣብዱልራህማን ኣል ታህኒ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት በምድሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ 19 ግንቦት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ኣርባዕተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ኣርባዕተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣብ ልዕሊ 12 ሰባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ኣካል ከመዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ቅድሚ ሰዓት ኣስታት 4:30 ከምዘጋጠመ ሓለፊ ክፍሊ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ሽፋን ክልል በረራ ኣየር 97 ሚኢታዊ ከምዘብፅሐት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ሽፋን ክልል በረራ ኣየር ኢትዮጵያ 97 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ገሊፁ። ዝተፈላለዩ ዘመናዊ ቴክኖሎጂታት መጥቃማ ንምሕላው ድሕንነት ትራንስፖርት ኣየር ናይ ገዛእ ውእሱ ግደ ይገበር ከምዘሎ እውን ሓቢሩ። እቲ በዓል…