Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ሙሉ ነጋ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዶ/ር ሙሉ ነጋ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምዃን ተሾይሞም። ዶክተር ሙሉ ነጋ ካብ 28 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከምዝተሸሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡ ዶክተር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ምስ ፕሬዚዳንት ራማፎሳ ኣብ ፕሪቶሪያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት እዋናዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ኣልዒሎም…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ሎሚ መዓልቲ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ፥ "ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)" ን "ሸኔ"ን ብሽብርተኝነት ንክስየሙ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘቕረቦ ዉሳነ ሓሳብ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምትዕንቓፍ ብሕቡእ ተወዲቦም እንትንቀሳቐሱ  ናይ ዝነበሩ ጉጅለታት እኩይ ሽርሒ ከምዘፍሸለ ግብረ ሓይሊ ድሕነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምትዕንቓፍ ብሕቡእ ተወዲቦም እንትንቀሳቐሱ  ናይ ዝነበሩ ጉጅለታት እኩይ ሽርሒ ከምዘፍሸለ ግብረ ሓይሊ ድሕነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ። ኣብ ሃገራት ወፃኢ ብዝነብሩ ውሱናት ፅንፈኛታት ኣባላት ዲያስፖራ ደገፋት ፋይናንስ፣…

ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅንን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ብልፅግና ትግራይን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም። እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ንዝሓለፉ ሹድሽተ ኣዋርሕ ክመርሑ ዝፀንሑ ዶ/ር ሙሉ ነጋ …

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት  ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021  ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት  ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021  ተዓዊቱ። እቲ ኣፍልጦ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኤይር ካርጎ ዊክስ ሽልማት ከምዝተውሃቦ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብን መኣዲ ንሃገርን ዝውዕል 166 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ሎሚ ዘበን ጥራሕ ንዓብዪ ህዳሰ ግድብን መኣዲ ንሃገርን ዝውዕል 166 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ እቲ ደገፍ ብቦንድ ሽይጣት፣ ውህብቶን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ፅባሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ፥  "ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)" ን "ሸኔ"ን ብሽብርተኝነት ንክስየሙ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘቕረቦ ዉሳነ ሓሳብ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…

ሓንቲ ነብሰፁር ኣደ ኣብ ሓደ ጊዜ ትሸዓተ ቖልዑ ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጓል ማሊ ዝኾነት ነብሰፁር ኣደ ኣብ ሓደ ጊዜ ትሸዓተ ቖልዑት ከምዝተገላገለት ተሓቢሩ። ትማሊ ሰሉስ ሕማም ሕርሲ ተታሒዛ ኣብ ሞሮኮ ናብ ዝርከብ ሓደ ሆስፒታል ዝኣተወት ጓል 25 ዓመት ሓሊማ ሲሴ ሓሙሽተ ደቂኣንስትዮን ኣርባዕተ ደቂተባዕትዮን ብሰላም…

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚደንት፥  ሃርበኛታት ኢትዮጵያ ሃገርና ነፃነታ ሓሊያ ንክትነብር ገይሮም ኢዮም ኢሎም። ሎሚ…