Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ክቡር ገና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወካሊ ኢዜማ ኣይተ ክቡር ገና ኣብ ክልል ምርጫ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ፣ ጣቢያ 11 ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ከልል ዓፋር ብምርካብ ደምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ከልል ዓፋር ብምርካብ ደምፂ ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣብ ክልል መረፃ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክልል መረፃ 23 ጣቢያ መረፃ 05 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ብምርካብ ድምፂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ ትሽዓተ ብምርካብ ድምፂ ሂበን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ጣብያ ምርጫ ጉንቸሬ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዞባ ጉራጌ ጣብያ ምርጫ ጉንቸሬ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብ ጣብያ ምርጫ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብ ጣብያ ምርጫ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ቀበሌ 05 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብ ጣብያ ምርጫ ደንዲ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ጣብያ ምርጫ ደንዲ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ክፍለ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፀን ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ክፍለ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፀን ሂበን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፋሪያት ካሚል ኣብ ስልጤ ብምርካብ ድምፂን ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፋሪያት ካሚል ኣብ ስልጤ ብምርካብ ድምፂን ሂበን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…

ኣብ ክልል ዓፋር ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14  ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…