ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተበረ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተበረ ኣብ ክልል ኣምሓራ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ገሊፁ። ኣብቲ ዞባ፥ ኣብ 13 ክልላት መረፃ 1 ሺሕን 128 ጣቢያታት መረፃ ኢዩ መረፃ ክካየድ፡፡ ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቅድመ ምድላው መረፃ ብምስታፍ ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መረፃ ብምርካብ ድምፂ ካብ ምሃብ ብተወሳኺ ኣብ ቅድመ ምድላው መረፃ ብምስታፍ ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ገሊፆም። ንመረፃ ዝኾኑ ቦታታት ኣብ ምስንዳእን ስራሕቲ ቅድመ ምድላውን ብፍላይ ኣብ ስራሕቲ ዳስን መሰል ተግባራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል መረፃ ቻግኒ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ክረምቲ ስዒቡ ብዝናብ ምትእጉጓል ከይፍጠር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ቻግኒ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ክረምቲ ስዒቡ ብዝናብ ምትእጉጓል ከይፍጠር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። መረፅቲ ድምፂ ንመሃብ ናብ ጣቢያታት መረፃ ከይዶም ብዝናብ ምኽንያት ፀገም ከይገጥሞም፣ ክርፉሎም ዝኽእሉ ካምቦታትን ካልኦት ኣቑሑትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ከተማ ቦንጋ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሕ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ከምዝተዳለዉ ከምዝኾኑ ኣብ ዞባ ካፋ ነበርቲ ከተማ ቦንጋ ገሊፆም። ምምራፅ ዜግነታዊ መሰል ኢዩ ዝበሉ እቶም መረፅቲ፥ መሰሎም ንምጥቃም ፅባሕ ኑጉሆ ንዝደለዩዎ ፓርቲ ፖለቲካ ወይ ድማ ውልቀ ሰብ ድምፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዓልቲ መረፃ ክትትል ሰብኣዊ መሰላት ዝገብሩ ሰብ ሞያ ከምዘዋፈረ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዓልቲ መረፃ ክትትል ሰብኣዊ መሰላት ዝገብሩ ሰብ ሞያ ከምዘዋፈረ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ኣብ ዝተመሓየሸ መጣየሺ ኣዋጅ ዓንቀፅ 6 መሰረት ብምግባር ኣብ እዋን መረፃ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ክትትል ናይ ምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ህዝቢ ስግኣት ግሕንነት ከይተሰመዖ ድምፁ ንክህብ ኣብ ሕድሕድ ጣብያ ምርጫ ብዝተዋደደ መገዲ ፅኑዑ ሓለዋ ንምግባር ሙሉእ ምድላው ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ጅማ ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ሓላግነቶም ከምዘደወዘፅኡ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማ መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ሓላግነቶም ከምዘደወዘፅኡ ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ እቲ ምርጫ ታሪኻዊነቱን ተኣማንነቱን ተረጋጊፁ ንክሓልፍ ትፅቢት ዝግበረሎም ከምዝዋፅኡ ኢዮም ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መግለፂ ሰናይ ትምኒት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መግለፂ ሰናይ ትምኒት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብማይንድ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ኣመርርሓ ፓርቲታት ፖለቶካ፣ መራሕቲ…
Uncategorized ኣብ ከተማ ደሴ ናውቲታት ምርጫ ናብ ጣቢያታት ምርጫ ምብፃሕ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ናውቲታት ምርጫ ናብ ጣቢያታት ምርጫ ምብፃሕ ከመዝተጀመረ ሓላፊ ክልል ምርጫ እታ ከተማ ኣፍሊጦም። ሓላፊ ክልል ምርጫ እታ ከተማ ኣይተ ዮሀንስ አሰፋ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቶም ናውቲታት ፅባሕ ሰንበት ተወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናውቲታት ምርጫ ምብፃሕ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናውቲታት ምርጫ ምብፃሕ ከምዝተጀመረ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ኮሚኒኬሽን እቲ ቦርድ ሶልያና ሽመልስ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ናብ ክልላት ኣብ ዝካየድ ምብፃሕ ናውቲ ምርጫ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ደገፍ ይገብር ከምዘሎ…