ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመን ስርሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኮንጎ ኣሰናቢተን Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመን ስርሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኮንጎ ከምዘሰናበታ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ንዓቕመ ደካማታትን ኣረጋውያንን ዝኸውን ህንፀት ገዛውቲ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ንዓቕመ ደካማታትን ኣረጋውያንን ዝኸውን ህንፀት ገዛውቲ ጀሚሩ። ህንፀት እቶም ገዛውቲ ዘጀምሩ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሜጀር ጀነራል ብርሃኑ በቀለ፥ እቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝተውሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ፀዊዖም። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዙሓት ዘተሓሳስቡ ጉዳያት ኣብ ዘለዉሉ ኩነታት ዝካየድ ስለዝኾነ፥ ኩሎም ኣካላት ጎንፂ ክፈጥሩ ካብ ዝኽእሉ ተግባራትን መደረታትን ንኽቑጠቡን መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝግበር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝግበር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ብኣሃካብነት ሚኒስቴር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከምኡ እውን እቲ ጉዳይ ምስ ዝምልከቶም ሚኒስቴር ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ኢትዮጵያ ንድሕንነት ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ኣብ ኬንያ ናይ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብመዓርግ ምክትል ዋና ፀሓፊ ዳይሬክተር ጀነራል ምስ ዝኾና ሃዋ ባንጉራ ተዛቲዮም። ዳይሬክተር ጀነራል ሃዋ ባንጉራ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ናይ…
Uncategorized ኢትዮጵያ ካብ ረሳሳሕ ነገራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንፍልፋል ብዝሰርሐቶ ስራሕ ኣብ 2021 ኣብ ውሽጢ ዝርዝር ብቴክኖሎጂ ቀዳሞት ዝኾና ሃገራት ተኻቲታ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ረሳሕ ነገራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንፍልፋል ብዝሰርሐቶ ስራሕ ኣብ 2021 ኣብ ውሽጢ ዝርዝር ብቴክኖሎጂ ቀዳሞት ዝኾና ሃገራት ተኻቲታ። ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽን ምቹው ኩነታት ንምፍጣር እናሰርሐቶ ትርከብ ኢትዮጵያ፥ ረሳሕ ናብ ኤሌክትሪክ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋናዊ ምዕባለታት ትግራይ ኣመልኪቱ ካቢኔ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዋናዊ ምዕባለታት ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ ዘትዩ። እቲ ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ዝተመርሐ ኣኼባ ካቢኔ፥ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ንምምላስ ዝውገኑ ዘለዉ ስራሕቲ ፣ ተበፃሕነት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ባይደንን ምስ ናይ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ጀነቫ ናይ ሓደ መዓልቲ ዋዕላ አካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደንን ፕዳዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲንን ዝለዓለ ትፅቢት ዝተገብረሉ ኣኼብኦም ኣብ ጀኔቫ ጀሚሮም። ዋና ከተማ ስዊዘርላንድ ዝኾነት ጀኔቫ ዝተመረፀትሉ ብታሪኽ ብፖለቲካዊ ገለልተኛነታ ስለ እትፍለጥ እዩ ተባሂሉ። ክልቲኦም ወገናት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነትና መልክዕናን ጥንካረናን ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅማ ዝተገበረሎም ኣቀባብላ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ ጅማ ክሳብ ኣጋሮ፣ በሻሻ ዝተርኣየ ሰለማዊ ሓይሊን ናይ ፀዋርነት መንፈስን ህዝብና ብዝበለፀ ንምግልጋል ዘለዓዕል ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ዝፍፀም ዘሎ ገበን ቅትለትን ውራን ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ-ቢሮ ፀፅታ ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ዝፍፀም ዘሎ ገበን ቅትለትን ውራን ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ክብል ቢሮ ፀፅታ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ እቲ ቢሮ ረዳት ኮሚሽነር የማነ ገሰሰ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ክልል ቅድሚ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ…