ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ዓውዲ ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ዓውዲ ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ኮይኑ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓቕሚ ትራንስፖርት ባቡር ከዕቢ ዝኽእል ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ዓውዲ ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ከምዝተገበረ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ታከለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት ኣብ ዝተትሓዘሎም ግዘን በጀት ብፅሬት ንኽዛዘሙ ክትትል ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክታት ህንፀት ኣብ ዝተትሓዘሎም ግዘን በጀት ብፅሬት ንኽዛዘሙ ክትትል ምግባር ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት 2017…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገርን ንኽበሪ ህዝቢን ልዑል መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…
ዝንቕ ፋና ሓንቲ በጊዕ ሓሙሽተ ሬማ ወሊዳ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ከተማ ደብረ ወርቅ ሓንቲ በጊዕ 5 ሬማታት ከምዝወለደት ተገሊፁ። ዝተወለዱ ሬማታት ክልተ ኣወዳት እንትኾኑ ሰለስተ አጓላት ኢየን፡፡ እታ በጊዕ ቅድሚ ሕዚ እውን ኣብ ሓደ እዋን ሰለስተን ኣርባዕተን ሬማታት ወሊዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፅሒት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፅሒት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ተዛሪበን፡፡ ፎረም ፋርማስቲካል ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዝዓለመ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡ እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ÷ ብፅሒት ፍርያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ፓርክታት ካብ ዝጎብነዩ በፃሕቲ ልዕሊ 62 ሚሊየን ብር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 74 ሺሕ በፃሕቲ ውሽጢ ሃገርን ናይ ወፃኢ ቱሪስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብሄራዊ ፓርክታት ዑደት ገይሮም፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ብሓፈሻ 62 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምሕደራን ኣገልግሎትን ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዝበረታታትዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣገልግሎትን ምሕደራን መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ብመሰረታዊነት ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምድላውን ትግበራን ሪፎርም ዝበረታታዕ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ዓቢዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ፓርላሜንታዊ ርክብ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ አኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዘሎ ፓርላሜንታዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብን ሰላምን ዲማ ኖጎ (ዶ/ር)፤ምስ ኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ዩኒቨርሲቲታት ናብ ዓርሰ ምሕደራ ንምስጋር ይስራሕ ኣሎ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ዓመታት 10 ናይ መንግስቲ ዩኒቨርሲቲታት ናብ ዓርሰ ምሕደራ ንምስግጋር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፁ፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ መበል 70 ዓመት በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት 20 ኢትዮጵያውያን ብሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳም ምሸት 35 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምስ የመናውያን ካፒቴንን ሓጋዚ ካፒቴንን ዝሓዘት ጃልባ ካብ ጂቡቲ ተበጊሳ ኣብ ጥቓ ከተማ ባኒ ኣል-ሃካም ኣል-ሃጃጃህ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ የመን ኣፍሊጡ። በቲ ሓደጋ ህይወት 9 ደቂ…