ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጠናዊን ዛዕባ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ…