Fana: At a Speed of Life!

ሪዞርት ሃላላ ኬላ ታሪኻዊን ዘበናዊ ጥበብ ህንፀትን ዝተኣሳሰሩሉ ዘደንቕ መስሕብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ታሪኻዊን ዘበናዊ ጥበብ ህንፀትን ዝተኣሳሰሩሉ ዘደንቕ ዓለም ለኸ መስሕብ ኢዩ ኢሎም። 11 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጉዳያት ጠሚቱ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ተሳትፎ ልምዓት ዳያስፖራ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዘለዎ ተሳትፎ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ፕላን እቲ ኣገልግሎት ወንድወሰን ተረፈ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ብኹሉ መዳይ ዝጀመረቶ ልምዓት ንምቕፃል…

ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃትቲ ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም፡፡ ኣብቲ ሊግ 15 ደረጃ ብመሓዝ ዝኸፍአ ዓመተ ውድድር ናይ ዘሕለፈት ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ተጣዋታይ ዝኾነ…

ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ንምትግባር ግደኣ ትዋፃእ ኣላ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ስምምዕነት ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ንምዕዋት ኢትዮጵያ እጃማት እናተዋፀአት ትርከብ ኢሎም፡፡ እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሕብረት ኣውሮፓ 'ኢኮትሬድ' ዝተብሃለ ፕሮጀክት ኣብ ኢትዮጵያ…

ስርዓት ምዝገባ እምሮኣዊ ንብረት ንምጥንኻር ይስራርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ምዝገባን ሓለዋን እምሮኣዊ ንብረት ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከመዝርከብ በዓል መዚ እምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኤሊያስ መሃመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ምዝገባ…

ባርሴሎና ንምሁኣን ጋርሺያ ካብ ኢስፓኞል ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካታላላናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንሓላወዊ ልዳት ጋንታ ኢስፓኞል ሁኣን ጋርሺያ ኣፈሪማቶ። ባርሴሎና ወዲ 24 ዓመት ሓላዊ ልዳት ብ25 ሚሊየን ዩሮ ክሳብ 2031 ዘፅነሖ ውዕሊ ኮንትራት ከምዘፈረሜ ኣፍሊጣ፡፡ ኣብ ላሊጋ ካብ ዘለዉ ዝበለፁ ሓለውቲ…

ኣሜሪካ ኢዳ እንተእትያ ልዑል ሓደጋ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ – ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጎንፂ ኢራንን እስራኤልን ኣሜሪካ ወታደራዊ ተሳትፎ እንተገይራ ልዑል ሓደጋ ክፍጠር ይኽእል ኢዩ ክብሉ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ ኣጠንቂቖም፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ብቕልጡፍ ኢድ ንኽትህብ ምትሕስሳቦም ስዒቡ…

መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንመሃብ ኣድላዪ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንመሃብ ኣድላዪ ምድላው ተዛዚሙ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ምዘና ትምህርቲን ኣገልግሎት ፈተናታትን እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤ እቲ ፈተና ብዓወት ንምዝዛም ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ። በዚ…

ኣብ ዞባ ጅማ ዝተጀመረ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ክናኸር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ዞባ ጅማ ዝተጀመረ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ክናኸር ይግባእ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰቃ ጨቆርሳ እናተሳለጠ ዝርከብ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ተዓዚቦም፡፡ በዚ እዋን…

መላእ ፀወታ ኢትዮጵያ መናእሰይ ሃገሮምን ባህሎምን ንኽፈልጡ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሃገር ለኸ ፀወታታት ናይ ፅባሕ ተረከብቲ ሃገር መናእሰይ ሃገሮምን ባህሎምን ንኽፈልጡ ዕድል ዝፈጥር መድረኽ ኢዩ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር "ስፖርት ንህብረ ኢትዮጵያ ሓርበኝነት" ብዝብል መሪሕ…