ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሰ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዜል ብራንድስ ኬህሪስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዜል ብራንድስ ኬህሪስ ተዛቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝን መሰረተ ልምዓታት…